ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑተ መኪና ስፔር፣ ጎማ፣ ባትሪን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 23, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 24, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንናይ 201ዓ/ም በጀት ዓመት ንመሳርሒ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ንብረታት ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 23, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 24, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 6,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኵሓ ንዝ/ዩ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ሞተር ሳይክልን ናይ መኪና ጎማን ከምፅኡን ፊት ንፊት ፍፁም ብርሃን ሬስቶራንት ወልደ ንጉስ ትምህርቲ ቤት ዝርከብ ሓምላዋይ ስራሕቲ ከባቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 23, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ኩሓ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 23, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠር ልምዓትን መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 24, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: መኮኒ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 24, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ዝውዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 22, 2011 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሮብ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 22, 2011 8:30 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ዝ/ዩ ኣገልግሎት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • Posted Date: ዓርቢ ጉንበት 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 21, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ላዕላይ አድያቦ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 21, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 60.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማሽነሪ ክራይ/

የመከለከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ዓዲ ሽሑ- ደላ - ሳምረ መንገድ ፕሮጀክት (18/03R) ፓምፕ ግንባታ ኣገልግሎት የሚውሉ ኣሸዋ ግዥ ለመፈፀም ተጫራቾችን በግልፅ ኣወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፤

  • Posted Date: ኣርብ ግንቦት 9, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ግንቦት 14, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ግንቦት 14, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንሆስፒታል ውቅሮ ግልጋሎት ዝውዕሉ ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም መቅረብቲ በቲ አብ ታሕቲ ዘሎ ናይ ጨረታ ረቋሒ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • Posted Date: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጉንበት 21, 2011 4:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: ጉንበት 21, 2011 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/