ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክታሳተፉ ትክእሉ

  • Posted Date: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: ጳጉሜን 4, 2011 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጳጉሜን 5, 2011 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን፣ ኣቁሑት ኤሌትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሕትመት ፣ ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡ ካብ 1/13/2011ዓ/ም ክሳብ 15/01/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

  • Posted Date: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 15, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 15, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ኣቅሑት ፅሬት፣መሳርሕታት ፅሕፈት፣ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሕታት ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ፣ ሰፋይት ክዳን መኪና፣ ጀነሬተር ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ሕትመት፣መድሓኒት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት

  • Posted Date: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 12, 2012 5:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 12, 2012 5:30 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ራያ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሐት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ቀዳም ጳጉሜን 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 12, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 12, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 10,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የሰመራ ዩኒቨርሲቲ ለ2012 በጀት የመኪና ዘይት እቃዎች እና የአገልግሎት ግዥ በአገር አቀፍ ግልጽ ጨረታ ዘዴ ተጫራቾችን በዚህ ጨረታ ጥሪ ማስታወቂያ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

  • Posted Date: ኣርብ ጳጉሜ 1, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 10, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 10, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • Bid Document Price: 200.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

በአገር መከላከያ ሚ/ር የሰሜን ዕዝ ሎጅስቲክስ ሜን/ኢን/ሪከ/መምሪያ ግዥ ክፍል ለ2012 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚውሉ ከዚህ በታች የተገለጹትን ዕቃዎች በግልጽ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።

  • Posted Date: ቀዳሜ ጳጉሜ 2, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 9, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 9, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • Bid Document Price: በየሎቱ የተለያየ ነው
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ዞባ ምብራቅ ቤት ህንፀት ዝኮን ናይ ተሃናፅቲ ምግቢ ምቅራብ ዝክእል መቅረባይ ን 1ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ክህብ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 13, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መስከረም 13, 2012 3:35 Morning
  • Bid Bond: 20,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ካፌን ሬስትራንትን/

ሆስፒታል ቅድስት ማርያም ኣክሱም ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ፅሬት፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናዉቲ ኤሌክትሪክ ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና፣ ዓባይ ጀነሬተርን፣ ሞተር ብስክሌትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ዓርቢ ጳጉሜን 1, 2011 (over 7 years ago)
  • Closing Date: መስከረም 14, 2012 3:45 Morning (closed)
  • Location: ኣክሱም
  • Bid Opening Date: መስከረም 14, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/