ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2012 11:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ተንቀሳቃሲ ሽንት ቤት ግልጋሎት ቡለኬት ተገዚኡ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 28, 2012 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 28, 2012 10:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሳይክል ተወዳደርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮቦርታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 28, 2012 10:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 28, 2012 10:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ ኣብ ዝተመረፃ 9ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክሌሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንሕብር

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 26, 2012 7:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቐ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ግዚኢት ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት መሰረተ ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ግዚኢት ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ጥቅምቲ 27, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ጥቅምቲ 27, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 3, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 3, 2012 8:20 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ መንግስቲን ብዝተፈቀደሉ ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 መሳርሒ ህንፃ ሎት3 ኤሌክትሪክ ሎት4 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ሎት 6 መሳርሒ ፅሬት ሎት 7 ኣጭርቅቲ ሎት 8 ቀዋሚ ንብረት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 16, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 16, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮን ፣ ኣቅሑት ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 9, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 9, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 3,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መለዋወጢ አቁሑ ማይን ፣መለዋወጢ ኤሌክትሪክን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ኮምፒተር ፣ላፕቶፕ ፣ፕሪንተር፣ ኤል ሲዲ ፕሮጀክተር ፣ ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: ሕዳር 10, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: ዓ/ዓዲ
  • Bid Opening Date: ሕዳር 11, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/