Salesian of Don Bosco Ethiopia With financial assistance from ADA (Austrian Development Agency) via Jugend Eine Welt is pleased to invite qualified suppliers for the supply of items for bread bakery and supply of bread for school meal in Mekelle Adwa and Shire In three lots.ም ድማ ናይ ሻት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ። _ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ሻት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ። _ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ፡፡ _ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሸጉ ክምፅእ ኣለዎ ፡፡ _ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 07/07/2018-09/07/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 6:30 እዩ ። _ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት09/07/2018 ሰዓት 8:30 ይኸዉን ። _ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ ዐ342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል። ምስ ሰላምታ

  • Posted Date: Monday 16th, March 2026 12:00 pm (about 1 month ago)
  • Closing Date: Monday 30th, March 2026 4:00 pm (closed)
  • Location: Mekelle
  • Bid Opening Date: Monday 30th of March 2026 4:30 pm
  • Bid Bond:
  • Bid Document Price:
  • Tender Category Electrical Equipment & Accessories/ Electro-Mechanical Products and Services/