⚡ AI Quick Summary
* ተጫረቲ ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕቲ ናይ ክልተን ልዕሊኡን ፕሮጀክትታት ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎም ክኾኑ ዝግበኦም ኮይኑ፣ እቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 14 መዓልታት ሰሪሑ ክውድእ ዝኽእል ክሆን ኣለዎ።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 200 ብር ብምኽፋል ካብ ዕለት 10/03/2019 ዓ/ም ጀሚሩ ምውሳድ ዝክኣል ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) ብር 10,000 (ዓሰርተ ሽሕ) የድሊ።
* ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 10/03/2019 ዓ/ም ክሳብ 16/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ንጉሆ ጀሚሩ ዝኣቱ ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 16/03/2019 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት።
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ትግራይ ዘሎ ናይ መንበሪ ገዛን መስርሒ ቦታን ፀገማት ንምፍታሕን ነቲ ትሑት ኣታዊ ዘለዎ ናይ ሕብረተሰብ ክፍሊ ማእኸል ገይራ ኣብ ምንቅስቓስ እትርከብ ትካል እያ፡፡በዚ መሰረት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4(Oፐ4&5 ) ክልተ ብሎክ ንዓማዊል ንምርካብ ናይ በሪን መሰኮትን (metal work) ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና ፍቓድ ዘለኩም ተጫረቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቚሓታት ተማልኡ ተጫረቲ ክትሳተፉ ንዕድም።
1. ናይ 2010ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መፍለይ ቲን ናይ ምዝገባምስክር ወረቐት ናይ ኮንስትራክሽን ምዝገባ ፍቓድ፤ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቕርብ ዝኽእል።
2. ተረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ (CPO) /10,000/ዓሰርተ ሽሕ ብር ከቕርብ ይግባእ።
3. ተጫረቲ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ዘለኩም ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕቲ ክልተ ፕሮጀክትን ልዕሊኡን ዝሰርሑ
4. እቲ ሰራሕ ኣብ ኣስርተ ኣርባዕተ መዓልታት ሰሪሑ ክውድእ ዝኽእል።
5. ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝተሓተ ዋጋ ዘእተወ ይኸ
6. ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 200 (ክልተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ተብሊ 16 ሮማናት ኣደባባይ '' ትምህርቲ ዝወስድ መንገዲ ኣቢሲክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ብምቕራብ ሰላት 10/03/2019 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ሕ ስዓት ምውሳድ ይካኣል።
7. ተጫረቲ ሐደ ኦርጂናልን ሓደ ዞን ፋይናንሻልን ሲፒኦን ዶክመንት ኣብ ዝተፈላለየ ፖሰታ ብሽምዒ ብምእሻግ ኣብ ሓደ ዓብይ ፓስታ ኣሺጎም ብምቕራብ ሙሉእ ኣድራሻ ናይ ድርጅቶም ማህተም ብንፁር ብምግላፅ እቶም ኣብ ቑፅሪ 2 ዝተዘርዘሩ ምስክር ወረቐት ኦርጂናል ዶክመንት ኣብ እዋን ጨረታ ምኽፋት ሒዞም ክመፁ ኣለዎም።
8. ተጫረቲ ዝተማልእ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ተበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3 ደብሪ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 10/03/2019 ክሳብ ሰዓት ዕለት 16/03/2019 ካብ ሰዓት 2:30 ንጉሆ ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታው ይኽእሉ።
9. እቲ ሔራታ ተረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ዕለት 16/03/209 ድሕሪ ሰዓት 9:00 ተዓሸጉ ሰዓት 9:30 ድሕሪ ሰዓት ይኽፈት።
10. ተ ረቲተወሳኺ ሓበሬታ እንተደልዮም ብቑዕሪ ሰልኪ +251938000111, +251938000222 ምድዋል ይካኣል።
11. ትካልና ዝሓሽ መማረፂ ተረኺቡ እታ ጨራታ ብውሱን ወይ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።