⚡ AI Quick Summary
- ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን፣ ቫት፣ ናይ ኮንስትራክሽን ምዝገባን ብቕዓት መረጋገፂ ደረጃ 8ን ልዕሊኡን ዘለዎም፣ ከምኡ’ውን ተመሳሳሊ ስራሕቲ ዝሰርሑ ክኾኑ ይግባእ።
- ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 23/02/2019 ዓ/ም ጀሚሩ ብዘይምለስ 400 ብር ብምኽፋል ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ብር 40,000 ምቕራብ የድሊ።
- እቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 2 ወርሒ ክዛዘም ዝኽእል ክሆን ኣለዎ፤ ዝተሓተ ዋጋ ዘእተወ ተጫራታይ ድማ ሰዓራይ ይኸውን።
- ጨረታ ሰነድ ካብ 23/02/2019 ክሳብ 28/02/2019 ዓ.ም ኣእቲኻ፡ ኣብታ ዕለት 28/02/2019 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ይኸፈት (ተወሳኺ ሓበሬታ፡ +251938000111 / +251938000222)።
ምልክታ ግልፂ ጨረታ ሰራሕቲ ሳኒተሪ
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ትግራይ ዘሎ ናይ መንበሪ ገዛን መስርሒ ቦታን ፀገማት ንምፍታሕን ነቲ ትሑት ኣታዊ ዘለዎ ናይ ሕብረተሰብ ክፍሊ ማእኸል ገይራ ኣብ ምንቅስቓስ እትርከብ ትካል እያ፡፡በዚ መሰረት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ዳዕሮ ሓወልቲ ክ/ከተማ መቐለ B+G+10ንዓማዊል ንምርካብ መሉእ ናይ ሳኒተሪ ሰራሕቲ ክሳብ ፊቲንግ ምግጣም ክነስርሕ ሰለዝደለና ነዞም ዝስዕቡ ረቚሓታት ተማልኡ ፍቓድ ዘለኩም ተጫረቲክትሳተፉ ንዕድም፡፡
1. ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ናይ ግብሪ ኸፋሊ መፍለይ ቲን፣ ፣ናይ ኮንስትራክሽን ምዝገባ ፍቓድ፣ ብቕዓት መረጋገፂ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት፣ከቕርብ ዝኽእል፡፡
2. ተጫረቲ ናይ ጨረታመኽበሪ ብር 40,000(ኣርበዓ ሽሕ )(CPO፣ ከቕርብ ይግባእ፡፡
3. ተጫረቲ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ደረጃ ሸሞንተን ልዕሊዑን ዘለኩም ኣብ ተመሳሳሊ ሰራሕቲ ክልተ ፕሮጀክትን ልዕሊኡን ዝሰርሑ::
4. እቲ ሰራሕ ኣብ ክልተ ወርሒ ሰረሑ ክውድእ ዝኽእል።
5. ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝተሓተ ዋጋ ዘእተወ ይኸውን፡፡
6. ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 400(ኣርባዕተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቀበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ብምቕራብ ካብ ዕለት 23/02/2019 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ስዓት ምውሳድ ይካኣል።
7. ተጫረቲ ሓደ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ፋይናንሻልን ሲፒኦን ዶክመንት ኣብዝተፈላለየ ፖሰታ ብሽምዒብምእሻግ ኣብ ሐደ ዓብይ ፓሰታ ኣሺጎም ብምቕራብ ሙሉእ ኣደራሻ ናይ ድርጅቶም ማህተም ብንፁር ብምግላፅ እቶም ኣብ ቑፅሪ 2 ዝተዘርዘሩ ምስክር ወረቐት ኦርጂናል ዶክመንት ኣብ እዋን ጨረታ ምኽፋት ሒዞም ክመፁ ኣለዎም፡፡
8. ተጫረቲ ዝተማለእ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ቀበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 23/02/2019 ክሳብ ዕለት 28/02/2019 ካብ ሰዓት 2:30 ንጉሆ ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታው ይኸእሉ፡፡
9. እቲ ጨራታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት28/02/2019 ዓ.ም ቕድሚ ቐትሪ 3:30 ተዓሺጉ ሰዓት 4:00 ቕድሚ ቐትሪ ይኸፈት፡፡
10. ተጫረቲተወሳኺ ሓበሬታ እንተደልዮም ብቑፅሪ ሰልኪ +251938000111,+251938000222 ምድዋል ይከኣል። 11.ትካልና ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻና፡- መቐለ ካብ ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝወስድ መንገዲ ባንኪ ኣቢስንያ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ንርከብ፡፡