Kalamino Special secondary school
⚡ AI Quick Summary
* ዓይነትን መጠንን ንብረት: ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ 01 GPU Computer ከምኡ’ውን 03 Field Smart Phone ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተደለይቲ መረዳእታታትን ጨረታ መኽበሪን: ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት፣ ቲን (TIN)፣ ናይ ሓምለ 2018 ዓ/ም ቫት ዲክላራስዮን ከምኡ’ውን ብCPO/ስፒኦ 15,000 ቅርሺ ከቕርብ ዝኽእል።
* መዓደጊ ሰነድ ጨረታ: ሰነድ ጨረታ ዘይይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ בית ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 25 ምውሳድ ይከኣል።
* እዋን ምዕፆን ምኽፋትን ጨረታ: እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 26/10/2026 ዓ.ፈ ክሳብ 10/11/2026 ዓ.ፈ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ፣ ብሰዓት 4:30 ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

ቁፅሪቃላ01/03/63 2026

ዕለት 26/10/2026 ዓ/ፈ

ግልፂ ጨረታ ዕድጊት GPU Computer እና Field Smart Phone

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ 01 GPU Computer እና 03 Field Smart Phone ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚመሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተደላይ ረቃሒታት ዝርዝር ከምዝስዕብ ይኸውን

➢ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲፍቃድ ዝተሓደሰ ከቀርብ ዝክእል።

➢ ቲንናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ክትሕዙ አለዎም።

➢ ቫት ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሓምለ ወርሒ 2018 ዓ/ም ዲክላራስዮን ከቅርብ ዝክእል።

➢ ናይ 2018 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል።

➢ ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ሰነድ ብስፒኦ PO) 15,000 (ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ) ከቕርቡ ዝኽእሉ፡፡

➢ አብ መዘርዝር/እስፐሲፍኬሽን / ብዝቐረቡ ጥራሕ ከቕርብ ዝኽእል።

➢ ኢዚ ጨረታ ሲዒርካ ምስተብሃለ አብውሽጢ 5መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት አብውሽጢ 10 መዓልቲ ከቕርብ ዝክእል።

➢ እዚ ጨረታ ክመልእዎ ከለዉ እቲ ዋጋ ምስ ቫቱ ምኻኑ ወይ ዘይምኻነ ይሓብሩልና አንተዘይሓቢሮም ምስቫቱ ከምተመልአ ተገይሩ ይውሰድ።

➢ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

➢ እቲ ጨረታ ቤትትምህርትና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምውሳኽን ይክእል እዩ።

➢ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 (ሚእቲቅርሺጥራሕ) ብምኽፋል ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 25 ኣብስራሕ ሰዓት ንጉሆ ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ድሕሪ ስዓት ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ 10፡00 ምስ ሙሉእ ስፐስፊካሽን ምውሳድ ይከኣል፡፡

➢ ቤት/ት እተጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 26/10/2026 ዓ.ፈ ክሳብ10/11/2026 ዓ.ፈ. ሰዓት 4፡00 ታዓዕዩ ሰዓት 4:30 ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።