Meles Rehabilitation Center of Tigray Defense Force (T.D.F)

ዉሱን ጨረታ

ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንፅሬት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፋላለዩ ናይ እሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብዉሱን ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እትመልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም።

1) ተጫረቲ ንሕና ማ ተ ሰ ትግራይ መለስ ካምፓስ) ዝመረፅናዮ ሳምፕል መሰረት ክቅርቡ ይግባእ።

2) ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድንቲን ናምበር ሻት ተመዝጋቢ ናይ መቅረባይነት ፍቃድን ዘለዎምን ኣድላዪ ዶክሜንትን ምስቲ ሰነድ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ክቕርቡ ይግባእ።

3 ተጫረቲ ኣብ ዘእተውዎ ሰነድ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ንፁር ዋጋ መሊኦምን ፈሪሞምን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከቅርቡን ኣብ ኣመላልኣ ዋጋን ስፕስፊኬሽንን ንዝፈጠርዎ ጌጋ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ፈሊጥኹም ብጥንቃቄ ክትመልኡ ይግባእ።

4) ተጫረቲ ብማ ተሰ ትግራይ መለስ ካምፓስ ብዝተዳለወ መምልኢ ዋጋ ኣብ ባዕሉ መሊእኹም ካብ ዕለት 11/01/2019 ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 14/01/2019ዓ/ም ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ኣብ ዕደጋ ክፍሊ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ክተእትዉ ይግባእ።

6 ተጫረቲ ዘቕረብዎ ዓይነት ግልጋሎት ብዝተኣዘዘ ግዘ ፣ መጠንን ፅሬትን መሰረት ክኸዉን ይግባእ።

7) እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውዎ ዕለት 14/01/2019ዓ/ም ቴክኒካል ስፔስፊኬሽን ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ 4፡30 ይክፈት ።

8) ናይ ጨረታ መኽበሪ 50,000 ( ሓምሳ ሽሕ ቕርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ጥራሕ ብማ ተሰ ትግራይ መለስ ካምፓስ ሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእትዉ ይግባእ።

10 ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 150(ሓደ ሚኢትን ሓምሳን ቕርሺ ኣብ ናይ ትካል ናፋይናንስ ብምኽፋል እቲ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ክወስዱ ይግባእ።

11) ተጫረቲ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፍከት ኮፒ ከተሓሕዙ ኣለዎም ተቕርብዎ ዋጋ ድማ ሻት ዝጓውስን ዘይሓውስን ምዃኑን ክግለፅ ኣለዎ። እንድሕር ዘይገሊፁ ሻት ዝሓወሰ ሙዃኑ ይፍለጥ።

12) ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዘሸነፎ ዓይነት ግልጋሎት ውዕሊ ኣሲሩ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ጠቅሊሉ ነታዊ ይነብር።

13) ተጫረቲ ናይ 2016 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምስ ናይ 2017 ግብሪ ከም ዝከፈለ መራጋገጺ ሰነድ ህታ ሓው ከቅርብ ዝክእል ክኮውን ኣለዎ።

14 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብውሱን ወይ እ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እየ።