Tigray Planning Commission


ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 03

ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ባትርን ሞተርሳይክል ዘይት ነዚ ቅጥዒ ዝመለእ ነጋዳይ ዝመልአም መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ለደጋ

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ባትሪን ናይ ሞተርሳይክል ዘይቲን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ'

በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ትኽእሉ ላ

➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ

➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት

ዘለዎ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ

ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፤

➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፤ ናይ ግብሪ ክፋላይነት መሰለይ ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዓ ብዝተዓሽገ ፖስታ ካብ ዕለት 8/01/2019 ዓ/ም ክሳብ 12/01/2019ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ክተቕርቡ፡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡

➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 12/01/2019ዓ/ም ቅ/ለዓት ቅ/ስዓት 3፡00 ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ኣብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 ደብሪ ይኽፈት፡፡

➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡

➢ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይነ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ፕሮፎርማ ተራእዩ ለዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡፡

➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምዃኑ ምስ ተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ መኪና ባትሪ፣ ዝተወዳደርኩም ናይ ዝሰዓር ከምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኹም መጋዓዝያ ናብ ቢሮና እስቶር ተቅርቡ ትኽእሉ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባንኪ 3ይ ደብሪ ወይ ብብ ኣከ ብዕሪ 0342404272 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል