⚡ AI Quick Summary
* ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ.የ.ግ.ማ አብ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካፌቴሪያ ንግልጋሎት ምግቢ፣ ውዑይን ዝሑልን መስተ ዘተሓሕዝ ተወዳዳሪ ንምልላይ ንኻልኣይ ግዜ ዘውፅኦ ጨረታ እዩ።
* ደለይቲ መስፈርቲ: ናይ 2018 ዓ.ም ዝታደሰ ንግዲ ፍቓድ/VAT ተመዝገብቲ፣ ናይ ሓምለ 2018 ዓ.ም VAT ዲክለር ዝገበሩሉ ሰነድ ዘቕርቡን ብር 5,000 CPO ёይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ዋሕስና ዘትሕዙን።
* ሰነድ ጨረታ: ካብ ዕለት 06/01/2019 ዓ.ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 200 ብምክፋል ካብ ዳይሬክቶሬት ፋይናንስን ንብረት ምሕዳራን ቢሮ ቑፅሪ 308 ብምውሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቢሮ 404 የቕርቡ።
* ዕለትን ሰዓትን ጨረታ: ጨረታ ዕለት 11 መስከረም 2019 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ፣ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ረፍዲ አብ ራብዓይ ፎቕ አብ ቢሮ 404 ይኽፈት።
* ተወሳኺ ሓበሬታ: ዝስዓረ አካል ንካፌቴሪያ ዝኸውን ንብረት ባዕሉ ዘቕርብ ኮይኑ፣ ምስ ተዓወተ አብ ውሽጢ 5 መዓልታት ስራሑ ይጅምር (ትካል ነቲ ካፌቴሪያ ዝኸውን ገዛን መብራህትን ብነፃ ያቕርብ)።

ንኻልኣይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሕበር፡ አብ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካፌቴሪያ ንግልጋሎት ምግቢ፣ ውዑይን ዝሑልን መስተ አጫሪቱ ከስርሕ ስለደለየ፣ ክትወዳደሩ ትደልዩ ተወዳደርቲ ብኽብሪ ይዕድም
- ናይ 2018 ዓ.ም. ዝታደሰ ንግዲ ፍቓድ ወይውን VAT ተመዝገብቲ ዝዀንኩም።
- ናይ ወርሒ ሓምለ 2018 ዓ.ም. VAT деклаራረ (Declare) ዝገበርክሙሉ ሰነድ ክተቕርቡ ዝኽእሉ።
- ዋሕስና ጨረታ ብር 5,000 (ሓሙሽተ ሽሕ) ብመልከዕ CPO ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተወሃበ ወይውን ዝተረጋገፀ ቼክ ክተቕርቡ ዝኽእሉ።
- ዶክመንት ጨረታ ኩሉ ግዜ አብ ሰዓት ስራሕ ካብ ዕለት 06/01/2019 ዓ.ም. ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 200 (ክለት ሚኢቲ) ብምክፋል ካብ ዳይሬክቶሬት ፋይናንስን ንብረት ምሕዳራን ቢሮ ቑፅሪ 308 ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ።
- ዶክመንት ጨረታ መልኢኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ቢሮ 404 ክተቕርቡ ትኽእሉ ምዃንኩምን፣ እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 06/01/2019 ዓ.ም. ጀሚሩ ተኸታተልቲ 5 (ሓሙሽተ) ናይ ስራሕ መዓልታት ብምፅናሕ፣ ዕለት 11 መስከረም 2019 ዓ.ም. ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ረፍዲ ተወዳደርቲ ወይውን ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለውሉ አብ ራብዓይ ፎቕ አብ ዝርከብ 404 አዳራሽ ይኽፈት።
- ነቲ ካፌቴሪያ ዝኸውን ሙሉእ ንብረት እቲ ተወዳዳሪ ዝስዓረ አካል ባዕሉ ያቕርብ።
- ትካልና ዝቕርቦም ነቲ ካፌቴሪያ ዝኸውን ገዛን መብራህትን ብነፃ ክፍሊት ያቕርብ።
- ማይ አብ ትካል እንተጠፊኡ ስዓራይ ጨረታ ባዕሉ ያቕርብ።
- ነቲ ካፌቴሪያ ዝኸውን ዝቐረበ ንብረት ብዝርዝር ያቕርብ።
- ስዓራይ እቲ ጨረታ ምስ ተፈለጠ አብ ውሽጢ 5 (ሓሙሽተ) መዓልታት ስራሑ ይጅምር።
- ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉኡ ናይ ምሰራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ።