Abraha Castle
⚡ AI Quick Summary
• ሆቴል ኣብርሃ ካስትል ኣብ ውሽጢ ቐፅሩ ዝርከብ ሳዕሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።
• ክትገዝኡ እትደልዩ ተወዳደርቲ ተመዝጊብኩም ክትጫረቱ ትኽእሉ።
• ናይ ምዝገባን ጨረታን ግዜ ካብ ዕለት 05/01/2019 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 ናይ ስራሕ መዓልታት ይኸውን።

ምልክታ መሸጣ ሳዕሪ

ኣብ ናይ ሆቴልና ኣብርሃ ካስትል ቐፅሪ
ዝርከብ  ሳዕሪ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትገዝኡ እትደልዩ ካብ ሎሚ ዕለት 05/01/2019 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 05 ናይ ስራሕ መዓልታት ተመዝጊብኹም ክትጫረቱ ትኽእሉ ምዃንኹም ንሕብር ፡፡

.
ምስ ሰላምታ