Mekell Orto Physiotherapy Center
⚡ AI Quick Summary
* ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢኡ ዝርከብ ንምግቢ እንስሳ ዝውዕል ሳዕሪ ብጨረታ ኣጫሪዩ ክሸይጥ ይደሊ።
* ተወዳዳርቲ ነቲ ሳዕሪ ብኣካል ብምርኣይ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ኣድራሻ መፂኦም ክወዳደሩ ይኽእሉ።
* እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 05/01/2019 ዓ/ም እስከ 08/01/2019 ዓ/ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ።
* ጨረታ ዝኽፈተሉ/ዝዕፀወሉ ዕለት 09/01/2019 ዓ/ም ሰዓት 3:00 እዩ።
* ኣድራሻ፡ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስትያን፣ ፊት ንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ፣ ጎኒ ኢሚግሬሽን።

ምልክታ መሸጣ ሳዕሪ

ዋኒኑ፣ኣብ ውሽጢ ግቢ ትካልና ዝርከብ ሳዕሪ ኣጫሪትካ ምሻጥ ይምልከት

ትካል ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ውሽጢ ግቢ ዝርከብ ሳዕሪ ንምግቢ እንስሳ ዝውዕል ኣጫሪዩ ክሸጦ ስለዝደለየ ንምግዛእን ድልየት ዘለኩም ኣካላት ቀዲምኩም ብኣካል ብምርኣይ በዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝጥቀስ ኣድራሻን መፂእኹም ክትወዳደሩ ይዕድም።

ኣድራሻ

-ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስትያን ፊት ንፊት ወረዳ እንደርታ ቤት ፍርዲ ጎኒ ኢሚግሬሽን

-ካብ ዕለት 05/01/2019 ዓ/ም-08/01/2019 ኣብ ኣየር ይፀንሕ -ዕለት 09/01/2019 ዓ/ም 3 ስዓት


ምስ ሰላምታ