⚡ AI Quick Summary
* ተለወጥቲ ረቛሒታት: ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ ቁፅሪ (TIN) ከምኡ እውን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎም ክሆኑ ኣለዎም።
* መዓልቲ ምእታው ሰነድ: መወዳደሪ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/13/2018 ዓ/ም ክሳብ 04/13/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 08 የኣተው።
* መዓልቲ ምኽፋት ጨረታ: እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 04/13/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይኸፈት።
* ፍሉያት መምርሒታት: ዝቐርብ ንብረት ኦርጅናልን ፅሬቱ ዝሓለወን ክሆን ዝግበኦ ኮይኑ፣ ዝቐረበ ዋጋ ድማ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7 ናይ ስራሕ መዓልትታት ፀኒዑ ይፀንሕ።
ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ/ 01
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ:: በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልእ ነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::
3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ብራራ /TI/ ዘለኩም::
4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል፣፣
5. ምስ መወዳደራ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሸም፡ ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም
ማህተምን፣ ብምግባር ብሽምዓ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 02/13/2018ዓ/ም ክሳብ 04/13/2018 ዓ/ም ሰዓት4.00 ክትቕርቡ/ ክትወዳደሩ ትክእሉ::
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 04/13/2018 ዓ/ም ሰዓት4፡30 ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይኸፈት::
7. እቲ ዝቐርብ ኣምፑል ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::
8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::
9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ኣቕሓን ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተሰማሚዔ ኣለኩ ::
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::
14. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 00264-4876 ከምዝኮነ ንሕብር::
15. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትዝበር::
16. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ - -- 03 44 41 65 70 ሓዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | ሞዴል መኪና | ታርጋ ቁፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብሪሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Hoste rosy | 1064000133 | ጅሲ | 4-01882 | ቁፅሪ | 01 | |||
| 02 | ባትሪ 70 AM 12V | exop ባትሪ | ፎርድ | 4-01880 | ቁፅሪ | 01 |