⚡ AI Quick Summary
* ናይ ክፍሊት ደረሰኝ ምቁራፅ ካብ 25/12/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክሳብ 4/1/2019 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 9:00 ጥራሕ ይካየድ።
* ናብ eLBAS ሲስተም ዋጋ ብምእታው ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/1/2019 ዓ.ም ሰዓት 11:00 እዩ።
* ናይ eLBAS ሲስተም ናይ ምንባብ ስነ-ስርዓት ብዕለት 6/1/2019 ዓ.ም ሰዓት 9:30 ኣብ ኣዳራሽ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝካየድ ኮይኑ፣ ናይ መወዳእታ ውፅኢት ብዕለት 13/1/2019 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ይግለፅ።
- ዙር ጨረታ 75
- ዓይነት ጨረታ መደበኛ
1 ስለዚ መሬት ብሊዝ ጨረታ ንምርካብ ዝደሊ ሰብ ካብ ዕለት 25/12/2018 ዓም ኣብ eLBAS ሲስተም ናይ ተጠቀምቲ ኣካዉንት ንምፍጣር ዘይምለሰ ብር ንመንበሪ ንግዲ ሆቴል መዋእለ ህፃናተ ትወዳደሩ 4000 ብምክፋል ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ማዘጋጃቤታዊ እቶት ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊት ካርዲ /ደረሰኝ/ ምቁራፅ ዝከኣል ምካኑ ነፍልጥ
2 ናይ ክፍሊት ካርዲ /ደረሰኝ/ መቁረፂ ግዜ ካብ 25/12/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 4/1/2019 ዓም ቅድሚ ሰዓት 9:00 ሰዓት ጥራሕ ይከዉን
3 ጨረታ ሊዝ መሕለፊ ቃል ንምዉሳድ ናብ eLBAS ሲስተም ነፀላ ዋጋ ምእታዉን ጠቅላላ ሊዝ ጨረታ ዝዕፀወሉን ዕለት 5/1/2019 ዓም ሰዓት 11:00 ይከዉን
4 ጨረታ eLBAS ሲስተም ናይ ምንባብ ሰነ ስርዓት ዝካየደሉ ዕለት 6/1/2019 ዓም ኣብ ኣ/ም/መ/ከ/መቐለ ኣዳራሽ ባዕላቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዘለዉዎ ንጉሆ ሰዓት 9:30 ይከዉን
5 ናይ መወዳእታ ዉፅኢት ሊዝ ጨረታ ዝግለፀሉ ዕለት 13/1/2019 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ይከዉን
6 ናይ ጨረታ ዝርዝር መረዳእታ ኣብ ናይ ሓሙሽቲአን ክፈለ ከተማታት መጠቅዒ ሰሌዳ ብተወሳኪ እዉንኣብ መርበብ ሐበሬታ http/www.tigraitv.com ኣብ facebook-page facebook.com/dmtsiweyane ወይ Mekelle city coomunication affairs ምርኣይ ይከኣል
7 ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ