Enterprise Road construction Tigray

ን2ይ ጊዜ ዝኣ ናይ ደንቢ ክዳን ፕሮፎርማ ሓደጋ ጸውዒት

ቑፅሪ ምም/ን/002/2018

ዕለት 27/12/2018 ዓ/ም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንሰራሕተኛ ግልጋሎት ዝውዕል ደምቢ ክዳን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝኣ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ደንቢ ክዳን

ተቹመፍለይዝርዝር ንብረትመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቕላላዋጋመብርሂ
1ሳምፕልናይ ደቂ ተባዕትዮ ሓፂረ ቆርቦት ጫማፅምዲ98
2ሳምፕልናይ ደቂ ኣነስትዮ ሓጺር ቆርቦት ጫማፅምዲ12
3ሳምፕልቀምሽ ዝተሰፈየብቑፅሪ11
4ሳምፕልውሽጢ ተምሽ ዝተሰየብዕሬ11
5ሳምፕልሙሉእ ሽርጥ ዝተሰፈየብቁፅሪ11
6ሳምፕልናይ ደቂ ኣንስተዮ ኮትን ጉርዴን ቀምሽ ዝተስፈየብቁፅሪ2
7ሳምፕልናይ ደቂ ኣንሰትዮ ሽሚዝ ዝተሰፈየብቁፅሪ2

1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ዳይሬክቶሬት ዕዴፓን ምምሕዳር ንብረትን

2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 29/12/2018 ሰዓት 5:00 ረፋድ

3. ተወዳዳሪይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስ ተሃቦ ኣብ ውሽጢ 20 ' መዓልቲ ንብረቱ ክቅርብ ግዴታ ኣለዎ፡፡

4.እቲ ዝሰፈ ክዳውንቲ ብሳምፕል መሰረት ቅኑ ብምውሳድ ሰፋዬ ዘቅርብ ክኸውን ብተወሳኺ ቑፅሪ ጫማ ናይ ሰራሕተኛ ሒዙ ክኸይድ ኣለዎ፣

5. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ብዓልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን (መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክኸዉን ይምረፅ ፣ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸዉን ኣለዎ ።

7. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሽያጭን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ

8. ተወዳዳሪ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ስነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።

9. ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳሪ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉዳኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓትት ይኽእል

10. ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንክቐርብ ፍቃደኛ ዘይኾነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኾነ ናይቲ ትካል ናይ ዕደጋ ውድድር ንዘይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፅሓፈሉ።

11. እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ ኢ/ስ/መት ምስኣተወ ኣብ ውሽጢ 5+ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቃደኛ ዝኾነ፤ 12 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፤