North Sub City Planning and Finance Office

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንፖሊስ ቤት ፅሕፈት ንተጠርጠርቲ አስራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይክእል ።
ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒብዝሒናይ ሓደ ብርጠቅላላ ብርመብርሂ
1ባኒ100 ግራምቁፅሪ1

1. በቲ ዘርፍ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፤ ቲን ፤ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ | ማህተምን ፈርማን ተገይርሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/12/2018 ዓ/ም ክሰብ ዕለት 27/12/2018 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት28/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቀ አብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ ከከሰሜን ይከውን።

3. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ መክፈቲ ማዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ ባዓል እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይክፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

5. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዉዕሊ ከኣሰር ዝክእልን ፅሬቱ ዝሓለወ ግልጋሎት ቀለም ምምላእ ከቅርብ ዝክኣልን ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይክን ብከፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

7. ንብረት ኣብ እዋኑ ዕራቱ ዝሓለወ ዘየረከበ - መቅረባይ 10% ናይቲ ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይገብር።

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ኮይኑ 07 ቤት ፅሕደፈት ፖሊስ ፊትለፊት ኮይኑ G' ንርከብ "

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ - ቁፅርና 03 42 40 15 95 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ ።

ክንዲ ቤት ፅሕፈትት ፋይናንስን

ሽም .

ፊርማ ------

ዕለት

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ዕለት-