⚡ AI Quick Summary
• ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መቕረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዪ ቑፅሪ (TIN) ክቕርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
• ተጫረቲ ዋጋ ብመሰረት ዝተቐመጠ ዝርዝር Specification ጥራሕ፣ ብዘይ ስርዝ ድልዝን መማረፅን፣ ናይ ትካል ማህተም ብምግባር ክመልኡ ኣለዎም።
• ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/12/2010 ዓ/ም ክሳብ 22/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ክውሰድ ዝኸኣል ኮይኑ፣ እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 25/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ይኸፈት።
• ቦታ ምእኻብ ሰነድ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ ግራውንድ ቢሮ ቑፅሪ 1 (ዓደጋ ክፍሊ) ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ 0342402393 ምድዋል ይቻኣል።
ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ - 5
አብ በጀት ዓመት 2019 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት
• ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዘለኩም፧
• ናይ ግብሪ ክፋላይ መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል::
• ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር Specification መሊኦም ከቅርቡ አለዎም::
• መቅረብቲ ካብ ዕለት 20/12/2010 ዓ/ም ክሳብ 22/12/2018 ሰዓት 11: 30 ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ትክእለ ::
• ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ዕለት 25/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት::
• እዚ ፕሮፎርማ ተወዳደርቲ ትካላት ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም ንምክፋት ዝዓግቶ የለን ተጫረቲ እቲ ዘቅረብዎ ዋጋ አብቲ ኤጀንስና አብ ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ክመልኡ እለዎም::
• አብዚ ፕሮፎርማ መማረፂ ንብረት ምቅማጥ አይፍቀድን
• ኣብ መምልኢ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
• ተሳተፍቲ ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ማህተም ናይ ድርጅቶም ክዓርፎ አለዎ
• ኤጀንስና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
• ኣድራሻና ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ አብ ግራዉንድ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 1 ወይ ዕደጋ ክፍሊ።
• ተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 23 93 ኣብ ስራሕ ስዓት ምድዋል ይካኣል: