Mekelle Water Supply Office
⚡ AI Quick Summary
* **ዓይነት ንብረት፦** ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳሽን ከተማ መቐለ 1 ፍሬ ናይ ሽንቲቤት መቐመጢ (WC Supply White Heavy duty pp toilet seat and Cover, soft Close type WC) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* **ዘድልዩ ሰነዳትን ረቛሒታትን፦** ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቑፅሪ (TIN) ማስረጃ፣ ከምኡ’ውን ናይቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ዘለዎ ሰነድ ምቕራብ ግደታ እዩ።
* **ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን፦** እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/12/2018 ዓ.ም ኣብ ኣየር ይፀንሕ።
* **ኣረኻኽባ ንብረት፦** ዝሰዓረ ተወዳዳሪ ነቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣቢሉ ናብ መኽዘን እቲ ቤት ፅሕፈት ናይ ዘረካብ ግዴታ ኣለዎ።

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 03 /2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳሽን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ኣብ ጨንፈር ዓይደር ሽንት ቤት ንቤት ፅሕፈት ሰራሕተኛታት ዝጥቀምሉ ስለ ዝተበላሽው ንፅግና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሓ ናይ ሽንቲቤት መቐመጢ (ኮመበሊ) WC Supply White Heauy duty pp toilet seat and Couer,soft Clise type WC +37 ንክቐርብ ብዕለት 29/11/2018 ዓ.ም ብዴ.ቁ 478645 ብደጋፊ ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

- ተወዳዳራይ ዘነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ናይ ሽንቲቤት መቐመጢ (ኮፍ መበሊ) Wር Supply White Heavy duty pp toilet seat and Coucr,soft Clise type WCpcs01

NB ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃ ወደከስ ዕፋን ምምርን

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/12/2018ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዘገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል