Mekelle Water Supply Office
⚡ AI Quick Summary
* ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንታታ ባስ ተሽከርከርቲ ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ስፔር ፓርታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳዳርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ (TIN) ማስረጃ፣ ከምኡ እውን ናይ ትካሎም ማሕተምን ፊርማን ዘለዎ ሰነድ ከቕርቡ ይግባእ።
* እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉን ዝወሃበሉን ግዜ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/12/2018 ዓ.ም እዩ።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ተወዳዳሪ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብቲ ቤት ፅሕፈት መኽዘን ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ ኣለዎ (ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344407335 ምድዋል ይኸኣል)።

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 05 /2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዓይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ንታታ ባ ሰርቢስ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ስፔር ፓርት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 23528/ት/መ/ማይ ብዕለት 06/12/2018 ዓ.ም ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለዮ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮትሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TI/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

- ተወዳዳራይ ዘነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Break Shoe Rear and front Std with Revent P.No 885442070909Set4
2COGGEDV BELT 1280 LONG 252520156305pcs4
3Assy Ball Joint Left Hand 264133200135pcs4
4Assy Ball Joint Right Hand 264133200136pcs4
5Bull joint End Assy 270546000102pcs2

NB ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃ ወደከስ ዕፋን ምምርን

ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 14/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 16/12/2018ዓ/ም

እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዘገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል