⚡ AI Quick Summary
* ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና 20,000 ብር ብCPO ወይ ብባንኪ ዉሕስና ብስም "ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ" ኣሲሮም፣ ዋናን ቕዳሕን ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብምእሳር ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ከቕርቡ ይግበኦም።
* ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 13/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 25/12/2018 ዓ.ም ኮይኑ፣ ብዕለት 25/12/2018 ዓ.ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይኸፈት።
* ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402801 / 0344417798 ምሕታት ዝኸኣል ኮይኑ፣ እቲ ኢንስቲትዩት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ።
1 ብተዛማዲ ስራሕ ዘይሃሰሰ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
2 ናይ መቅረባይ ሰርተፊኬት ዘለዎ : ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ፡ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ኮፒን ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ኣብ ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበን: ናይ ወርሒ ሰነ ወይድማ ሐምለ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበርሉ ማለት እዉን ዲክላራሱዩን ዝገበርሉ መረዳእታ ኮፒን ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ዘድሊ ሰነድ ዋና ወይ ድማ ኦርጅናል ደኩመንት ክተሓሓዝ አለዎ
5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና 20000 ብር ብኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሽም ዝተሰርሐ ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘትመሰረተ ዉሕስና ባንኪን ሰርቲፋይድ ቼክን ከትሕዙ ዝክእሉ
6 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕ ብኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ከቅርብ እንትከዉን ኣብቲ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማህተምን ክህልዎ ይግባእ
7 ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምዉሳድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ
8 ከምእዉን ተጫረቲ ብዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፊርምኦም ኣድራሾምን ከግለፅ አለዎም
7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 13/12/2018 ዓም ክሳብ 25/12/2018 ዓም ኮይኑ 25/12/ 2018 ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝክፈተሉ ግዘ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
8 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ መብርሂ ወይድማ ናይ ምምሕያሽ ሕቶ ተሊዎም ቅድም ዝተወሰነ ግዘ ገደብ ምእካሉ ብቁፅሪ ስልኪ 0344402801 ደዊሎም ክሓቱ ይክእሉ
9 ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344417798 / 0344402801