ኣቢጃ ትሬዲንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር
⚡ AI Quick Summary
* ተጫረቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን ንመኽበሪ ጨረታ 20,000 ብር ብካሽ ወይ ብCPO ከተሕዙ ዝኽእሉን ክኾኑ ኣለዎም።
* የጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 8/12/2018 ዓ.ም ክሳብ 15/12/2018 ዓ.ም ዝሽየጥ ኮይኑ፡ ብዕለት 16/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ መኮኒ ይክፈት።
* ተዓዋቲ እቲ ዝወገድ ንብረት ብናይ ባዕሉ ጉልበትን ትራንስፖርትን ሸፊኑ ዘልዕል ክሆን ኣለዎ።
* ትካል ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0915361664)።

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ጨረታ ሰነድ ዝሸየጠሉ ዕለት ካብ ዕለት 8/12/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 15/12/2018 ዓም ይከዉን

2 ጨረታ ሰነድ ዕለት 16/12/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ መኮኒ

4 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ 20000 ብር ብካሽ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ዝዉገድ ንብረት ናይ ባዕሉ ጉልበትን ትራንስፖርትን ሸፊኑ ከልዕል ዝክእል

6 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0915361664