⚡ AI Quick Summary
* ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ምግዛእ ዝከኣል ኮይኑ፣ መክበሪ ጨረታ 20,000 ብር ብስፒኦ (CPO) ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሓዝ ኣለዎ።
* ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 07/12/2018 ዓ.ም እስከ 21/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 11:30 ተሸይጡ ዝኣቱ ኮይኑ፣ እቲ ጨረታ ብዕለት 22/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት።
* ሰዓራይ ምስተፈለጠ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ንብረት ናብ ጣብያታት ዘብፅሕን ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ዝኣስርን ክኸውን ኣለዎ።
1 ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል /sepecification/ ምስራዝ አይከኣልን
2 እቲ ግልፂ ጨረታ ናብ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ
3 እቲ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይክፈት ተጫራታይ በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኪቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝክፈት ምካኑ
4 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ጣብያታት ወሲዱ ክቀድም ዝክእል
5 ንሐደ ሰነድ ዘይምለስ ብር 200 ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳ ፋይናንስን ቆላ ተምቤን ሰነድ ብምግዛእ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ
6 ተጫራቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋት መክበሪ ጨረታ ዝከዉን 20000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል
7 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 7/12/2018 ዓም ከሳብ 21/12/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኮይኑ ሐደ ኮፒን ሐደ ኦርጀናል ነንበይኑ ዓሺጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል
8 እቲ ጨረታ ዕለት 22/12/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 39 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
9 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
10 እቲ ግልፂ ጨረታ ናይ ባዕል ዋና ማህተምን ፊርማን: ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ :ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርዲ/ ዘለዎን : ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ፡ ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለሬሽን መረዳታ ከቅርብ ዝክእል
11 ሰዓራይ ዝብሃል ናይ ኩሉ ዓይነት ንብረት ኣማሊኡ እዝቀርብ ዋጋ ተደሚሩ ዝነኣሰ ዋጋ ይወስድ
12 ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን እዚ ግልፂ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ተወሳኪ ሐበሬታ 0914158967 ወይ 0914214797