⚡ AI Quick Summary
* ናይ ዋጋ መግለፂ ብዝተኣሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 08/12/2018 ዓ/ም ክሳብ 12/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ዝኸኣል ኮይኑ፣ እቲ ፕሮፎርማ ብዕለት 13/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት።
* ሰዓራይ ዝተበሃለ ተወዳዳሪ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣቕሑት ከቕርብ ዝኽእል ክኸውን ዝግበኦ ኮይኑ፣ ዝቐረበ ዋጋ ን7 ናይ ስራሕ መዓልታት ፀኒዑ ይፀንሕ።
* እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብከፊል ናይ ምስራዝ ከምኡ እውን በዝሒ ናይ ምውሳኽ ወይ ምቕናስ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ (ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0344-406451)።
<ምልከታ ፕርፎርማ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጠ ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት
ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 08/12/ 2018 ዓ/ም ክሳብ 12/12/2018 ዓ/ም 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ' ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 13/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝክፈት ምዃኑ ንገልፅ'
2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ ነቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን ዘማለአ ክኮን _ ኣለዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ – መዓልታት ብናይ ባዕሉ ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል
4. ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስተበሃለ : ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብ ዘይዘርፉ ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 7ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን
7. መምልኢ ዋጋ ን ካብ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ምውሳድ ይከኣል
8. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንዝድለ ሓበሬታ - ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል