Mekelle Hospital

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ንበጀት ዓመት 2019 ዓ.ም ንስራሕቲ መሳለጢ ዘድልዩ ናይ ሓለዋ ፅሬት ኣውትሶርስ ግልጋሎት ግዝኣት ፡ ፅገና ተሽከርከርቲ ግልጋሎትጋራዥ : ቐረብ ግልጋሎት ኦክስጅን ( ዝተፈላለዩ ዓይነት ቐረባት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ውዕሊ ብምእሳር - ቐረባትን ግልጋሎት ግዝኢት ክረክብ ይደሊ -

በዚ መሰረት

➢ በቢ ትወዳደርሉ ዘፈር ዓውደ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ሻት ተመዝግብትን ናይ ዲክለር መረዳእታ ዘለኩምብን ፡ ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋቢ ዘለኩም ፣ ንዝምልከተኩም ድማ ናይ ደቀቕትን ኣናእሽተይን መረዳእታ ዘለኩምን ንሕድሕድ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ተቕቡብ

➢ መንበሪ ጨረታ ብር 200000 ብዘይካ ኤሌክትሮኒክስ - ግና ብር 10.000.00 ብር : ለተር ኦፍ ክሬዲት ወይ ብጥሩ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከተቕርብ ዝተኸል

➢ ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸ ምስታን ሸሞም ፊርሃን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

➢ ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ ኣብ ኦርጅናል ሰነድ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባኣ ኾይኑ ብጥረ ገንዘብ ዘቕርብ ቅድሚ መፈቲ ጨረታ ምእካለ ናይ ኣታዊ ደረሰኝ ዝቖረሰሉ መረዳእታ ኣብ ውሽጢ ሰነድ ጨረታ ኣእትዩ ክቐርብ ይግባ ካብዚ ወፃኢ ኣብ መኽፈቲ ጨረታ ጥረ ገንዘብ ሒዙ ዝመፅእ ተቐባልነት የብሉን።

➢ ዋጋ መግእ ሰነድ ጨረታ ጨረታ ሰነድ ብር 200 ብር ክልተ ምኢቲ ቅርሺ እዩ

➢ ተጫረቲ እዚ መሪሖ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ 06/12/2018 ጀሚሩ ክሳብ 22/12/2018 ንተኸታተልቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ዴዳሳሽን ፋይናንስ ምምሕዳርን ጋ ደብሪ እንዳእኹም ምውሳድ ትክኢላ

➢ ሰነድ ረታ ዝምላእ እብናይ ትካልና ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ክኸውን ኣለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብለን

➢ እዚ ሕቶ ዕለት 22/12/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣለመክፈት።

➢ ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኽፈት ይኸእል

➢ ሆስፒታል መቐለ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ እዩ።

ተወሳኪ ሓበሬታ ዝቐርብ ደኩመንቲ ብግልፂ ዝርኣ ክኸውን ኣለዎ።