⚡ AI Quick Summary
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ (TIN)ን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ከቕርቡ ኣለዎም።
* መወዳደሪ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 06/12/2018 ክሳብ 08/12/2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ዝቐርብ ኮይኑ፡ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅ/ሰዓት ይኽፈት።
* ሰዓራይ ዝተበህለ ትካል ምስ ተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 2 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ንብረት ከቕርብ ኣለዎ።
ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 01/18
ዝወፅ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝርዝር ተደላይ ናይ መኪና ባትሪ ነዚ ቅጥዒ ዝመሰሉ ነጋዳይ ዝመልእዎ መወዳደሪ ነፀላ ዋጋን ዘርኢ ሰደቓ
ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከዕድን ፡ ይደሊ፡
በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፋፋ ትኽእሉ፡
➢ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቅርብ :
➢ ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁዕሪኽ ዘለዎ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ ፣
➢ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል፡፡
➢ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ብምቅራብ ንግዲ ፍቓድኹም፡ ናይ ግብሪ ክፋላይነት መለለይ : ቁዕርኹምን ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትሉምንኮር ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምን ፊርማን፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዓ ብዝተዓሽ ፖስታ ካብ ዕለት 06/12/2018 ክሳብ 08/12/2018 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡00 ክተቕሱ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።
➢ እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 08/12/2010 ዓም ቅሰዓት 300 ተዓፂዩ ልክዕ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3:30 ቅሰዓት ኣብ ኮሚሽን ፕላን ትግራይ 3 የብሪ ይኽፈት፡
➢ ቢሮና ዘዳለዎ ኣብ ናይ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒ ክምላእ ይግባእ፡፡
➢ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይነ ከምዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ፡፡
➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
➢ ሰዓራይ ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተገለፀለ ኣብ ውሽጢ 2 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ዕዮና የቅርብ
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ቢሮና ኣብ ዓዲ ሓቂ ዕዳጋ ዝርከብ ኢትዮዽያ ንግዲ ባንኪ 3ይ ደብሪ ወይ ብስልኪ ቁዕሪ 0342404272 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል
ኣድራሻችን፡-
መቐለ ክፍለ ከተማ ዓይደር የቀድሞ ሓሸንገ ኮሌጅ ኣካባቢ ከስኒት ሪል ስቴት ጎን ለበለጠ ማብራሪያ ወደ ስልክ ቁጥር 0914741665 ይደውሉ
ናይ መኪና ባትሪን
| ተቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ / ድምር | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ናይ መኪና ባትሪ | ኤክስፕሮ 60A | ብቁፅሪ | 01 | ||||