Tigray Development Association
⚡ AI Quick Summary
• ማሕበር ልምዓት ትግራይ 44 መመላኽቲ ቢል ቦርድታት ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ኣብያተ ትምህርትን ንምግዓዝ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ኣውፂኡ።
• ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መለለዪ ቑፅሪ ግብሪ (TIN)፣ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘለዎምን እቲ ንብረት ኣቐዲሞም ብኣካል ዝረኣዩን ክኾኑ ይግባእ።
• ስዒሩ ዝተሓረየ ተወዳዳሪ ናይ መፅዓንን መራገፍን ወፃኢ ብናይ ባዕሉ ሸፊኑ ንብረት ብድሕንነት ናይ ምግዓዝ ሓላፍነት ኣለዎ።
• እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 09/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ይኽፈት።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ 44 መመላኽትቲ ቢል ቦርድታት ካብ ከተማ መቐለ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታትን ኣብያተ ትምህርትን ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ከጓዓዕዝ ይደሊ። ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡

1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፈ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ፣

2. መለለዪ ንግዲ ፍቓድ (Tin unber) ምስ ንግዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ዝኽእሉ፡

3. ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ሕጋዊ ቅብሊት(ደረሰኝ) ክቕርቡ ዝኽእሉ፣

4. ተወዳደርቲ እቲ ዝዕፀንዎ ንብረት ኣቐዲሞም ብኣካል ክርእይዎ ይግባእ።

5. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣

6. እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስ ተብሃለ መፀዋዕታ ኣብ ዝተገበረሌ መሆንን መራገፍን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ሸፊኑ ካብ ከተማ መቐለ ናብተን ኣብያተ ትምህርቲ ድሕንነቱ ብዝተሓለወ መንገዲ ከጓዓዕዝ ዝኽእል፣

7. ኣብቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ኣለዎ፣

8. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

9. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 830 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት ይኽፈት፡፡

ጉዞ ዝካየደቶ ወረዳመለኪዒጠቕላላ ዋጋመብርሂ
1ወረዳ ዓድዋ(ናብ 5 ቦታ)ብጥቕላልዝርዝር ኣብያተ ትምህርቲ ኣብዚ ሒዛል ተተሓሒዙ ይርከብ
2ወረዳ ታ ማይጨው(ናብ 2 ቦታ)
3ወረዳ ጭላ(ናብ 3 ቦታ
4ከተማ ሽረ-እንዳስላሰ (ናብ 12 ቦታ)
5ወረዳ ታ/ቆራሮ(ናብ 2 ቦታ)