UNITED STEEL AND METAL INDUSTRY P.L.C
⚡ AI Quick Summary
* **ዓይነትን መጠንን ስራሕ፦** ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዳስትሪ ኃ.የተ.የግ ማህበር ንቴንዲኖ ፋብሪካ ዝኸውን መጠኑ 850 M3 ናይ እምኒ መንድቕ (Masonry Work) ስራሕቲ ዘስርሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
* **ዘድልዩ መረዳእታታት፦** ተወዳደርቲ ኣብቲ ሙያ እኹል ልምዲ ዘለዎም፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ናምበር (TIN) ከምኡ’ውን ናይ ስራሕ ልምዲ መረዳእታ ዘለዎም ክሆኑ ይግባእ።
* **ኣገባብን መዓልትን ምመዝገቢ፦** ድሌት ዘለኩም ሰብ ሞያ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ መዓልቲ (02/12/2018 ዓ.ም) ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልታት ናብ ቢሮ ብኣካል ብምምፃእ ናይቲ ትካል ዋጋ መቕረቢ ፎርም ብምምላእ ክትጫረቱ ትኽእሉ።
* **መሓበሪ ስልኪ፦** ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034 440 32 15/18 ምድዋል ይካኣል (ጨረታ ቁፅሪ፦ 002/2018)።

ዕለት:-02/12/2018 

ጨ/ቁፅሪ:-002/2018

ምልክታ ጨረታ

ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዳስትሪ ኃ.የተ.የግ ማህበር ንቴንዲኖ ፋብሪካ ዝኸውን ንዝስራሕ ዘሎ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ Masonary Work ወይ ናይ እምኒ መንድቕ ስራሕ መጠኑ 850 M3 ዝኸውን ስራሕቲ ንምስራሕ በዚ ሰራሕ ልምዲ ዘለዎም ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ድሌት ዘለኩም ሰብ ሞያ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናምበርን ከምኡውን ዘለኩም ናይ ስራሕ መረዳእታ ብምሓዝ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ተኸታታሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ት ቢሮ ብኣካል ብምምፃእ ብናይ ትካልና ዋጋ መቕረቢ ፍርሚ ብምምላእ ክትጫረቱ ትካልና ዩናይትድ ስቲል ሜታል ኢንዳስትሪ ይዕድም፡፡

ምስ ሰላምታ

034 440 32 15/18