Mekelle Hospital
⚡ AI Quick Summary
* ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ንኣንቡላንስ መኪና መለዋወጢ ስፔር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ስለዝደለየ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን፣ ቫት ምዝገባን ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር እተመዝገቡን ሕጋውያን ነጋዶ ይዕድም።
* ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/11/2018 ዓ/ም ክሳብ 04/12/2018 ዓ/ም ካብቲ ሆስፒታል (3ይ ደብሪ) ምውሳድ ዝካኣል ኮይኑ፣ ብዕለት 04/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት ይኸፈት።
* ኣብ ዝምላእ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ፣ ናይቲ ትካል ማሕተምን ፌርማን ዝዓረፎን ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ደረሰኝ ዘቕርብን ክሆን ኣለዎ።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ተወዳዳሪ ምዕዋቱ ብደብዳበ ካብ ዝተገለፀሉ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል ክሆን ኣለዎ።

ምልክታ ፕሮፎርማ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል መቐለ ንኣንቡላንስ መኪና መለዋወጢ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ብህፁዕ ክዕድግ ይደሊ:: በዚመሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሓ፡-

➢ ቫት ተመዝገብቲን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

➢ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀለ ዕለት 30/11/2018 ዓ.ም ክሳብ 04/12/2018 ዓ/ም ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 3ይ ደብሪ ምውሳድ ዝካኣል ኮይኑ ዕለት 04/12/2018 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት ይኸፈት፣

➢ ተጫረቲ ሰዓርቲ ምዃኖም ብደብዳበ ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓእዋን ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ዝክእለላ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፣

➢ ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ።

➢ ዝቐርብ ደረሰኝ ተከታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ከቕርብ/ባ/ ዝክእሉላ

➢ ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

➢ ኣብ ዝምላእ ዋጋ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን