ኣብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጂን
⚡ AI Quick Summary
• ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ንዓመታዊ ናይ ኤሌክትሪክ ፅግገናን ግልጋሎትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።
• ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ቲን ሰርተፊኬት ዘለዎምን ኣብ ዘቕርብዎ ሰነድ ፊርማን ማሕተምን ዘዕረፉ ክሆኑ ይገባእ።
• ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ 20/11/2018 ዓ.ም ክሳብ 01/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ዝቐርብ ኮይኑ፣ ኣብ ዕለት 04/12/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 15 ይኸፈት።
• ተዓዋቲ ዝኸውን ትካል ብድምር (ብሎት) ትሑት ዋጋ ዘቕረበ እዩ።

ፕሮፎርማ ምልክታ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ኤሌክትሪክ ዓመታዊ ይገኛ ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከፅግን ይደሊ :: ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተቃናይ ኣቕሓ ዝርዝር(Description)መፍለይይ /specificalion/መለኪዒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1Change /Repair Switchesቑፅሪ01
2Change /Repair Socketቑፅሪ01
3Repair Dividerቑዕሪ01
4Change /Repair Breackerቑፅሪ01
5Instalation of Electric systemቑፅሪ01
6Change /Repair Florescent bulbsቑፅሪ01
7Change /Repair Starterቑፅሪ01
8Change /Repair fuseቑፅሪ01
9Change /Repair Staplazerቑፅሪ01
10Change Dinamo /Repairቑፅሪ01
11Change Switch Repaire With Materialቑፅሪ01

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛታት

1. ተዳደርቲ ናይ 2018 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ያ10 Nu/ # መትረባይነት ሰርተፊኬት ምስቲ ፕሮፎርማ ዓሽጎም ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሲኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ገቢ ማሕተም ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. እዚ ፕሮፎርማ ምልከታ ዝስዓረ ትካል ዓመታዊ ወዕለ ከእስር ዝኽእል

4. ተሰዳደርቲ አትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምም ቅጥዒ ወይም ብናይ ብዓልኹም መሊእኹም ከተቕርቡ ይግባእ።

4. ተወዳደርቲ ዝመፅእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/11/2018 ዓም ክሳብ ዕለት 1/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይኽእሉ፡ሰዓራይ ዝኸውን ትካል ብድምር ብሎት ትሑት ዋጋ ዝመልአ ይኸው ፡

5. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 300 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳዕን ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 15 ዝርኸብ ይኸፈት''

6. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኸን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሙ እዩ፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ምልክታ ዝሰዓረ ትካል ዓመታዊ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል ትኸእል፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0914032454/910709404 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡