Tigray Development Association

ምልክታ ፕሮፎርማ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ደንቢ ክዳን ስራሕተኛታት ዝምልከቶም ትካላት ኣዳዲሩ ክድን ይደሊ። ዝለዝኾነ ድማ ካብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝምልኩኹም ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም።

ረቛሒታት - እተማልእን

1. ናይ 2018 ዓ.ም በቲ ዘርፊ ስራሕ ዝተሓደሰ ንዓዲ ፍቓድ፤

2. መለለይ ንግዲ ፍቓድ (In Number) ምስ ንዓዲ ፍቓድ ፎቶ ኮፒ፣ ብምውድዳር በፕሮፎርማ

3. ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ወርሒ ግንቦት 2018 ዓ.ም ዲክላራስዮን ከቕርብ ዝኽእሉ

4. ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ሕጋዊ ቅብሊት (ደረሰኝ ከቕርቡ ዝኽእሉ፤

5. ካብ እስፕሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣

6. እዚ ፕሮፎርማ ስዒርካ ምስተብሃለ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ እቲ ዝድለ ንብረት ብናይ ባዕለ መዓዝያ ዝቕርብ ሰእል።

7. እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቲ ምዃኑን ዘይምዃኑን ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ። ብንወር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልእ ተሓሳሲ ይግበር።

8. ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማ ሙሉእ ሽምን ማህተምን እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፣

9. ማልት እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

10. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29 ሓምለ 2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተባዕ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማለት ቢሮ ፅሪ 410 ይኽፈት።

ማ ሕ በ ር ል ም ዓ ት ት ግ ራ ይ!