Construction of all-round Alula Market Center

ናይ ኮንስትራክሽን ጨረታ ምልክታ

ህንፀት ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ኣሉላ ናይ መሬት ንዘለዎ ዕዳጋ ማእኸል 9473 ካ/ሜትር ቦታ ሓፁር ከሕፅር ስለ ዝደለየን ብጨረታ ክስርሕ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ናይ ኮንስትራክሽን ሞያ ፍቓድ ዘለኩም ሰብ ሞያታት ዘድሊ ማተርያል በዓልና ነቕርብ ኾይና ናይ ኢድኹም ዋጋ (abour cost) ንክትረቱ ይዕድም።

ዘድሊ ረቆሕታት

1. ተጫራታይ ናይ ኮንስትራክሽን ሞያ ፍቓድ ዘለዎ ምኻኑ ከቕርብ ዝኽእል

2. ካብ ደረጃ 5' ንላዕሊ ብ BC ወይ GC ክኸውን ኣለዎ።

3. IIN certificate ዝተመዝገበ ምኻኑ ከቅርብ ዝኽእል።

4. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ከቅርብ ዝኽእል።

5. ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ከቕርብ ዝኽእል።

6. ናይ ጉንበት ወይ ሰነ Vat Report ዝገበረሉ ከቕርብ ዝኽእል።

7. ዋጋ ብ ፕላን መሰረት ናይ ኢዶም ዋጋ ከቕርብ ዝኽእል።

8. እቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 1' ወርሒን 1' ሰሙንን ከርክብ ዝኽእል።

➢ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዋና ቢሮ ህንፀት ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ኣሉላ ካብ ዕለት 13/11/2018 ዓ/ም ክሳብ 17/11/2018 ዓ/ም ክወስዱ ይኽእሉ።

➢ ናይ ጨረታ ሰነድን ምምላእን ምቅራብን ክሳብ ዕለት 17/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ናብ ዋና ቢሮ ክቐርብ ኣለዎ።

➢ ጨረታ ኣብ ዕለት 17/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ሰዓት ብጨረታ ኮሚቴ ይኽፈት።

➢ ጨረታ ዘሸነፈ ተጫራታይ ቅድሚያ 50% ተኸፊልዎ ዝቐረየ 50% ስራሕ ወዲኡ ምስ ኣረከበ ክፍሊት ይልቀቀሉ።

➢ ንተወሳኺ site visit ምክያድ ይኸኣል እዩ።

➢ ኣድራሻ ህንፀት ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ኣሉላ 17 ቀበሌ ፎቶ ደስታ 2 ደብሪ ንርከብ።

0921-2 4914-73455