ምልክታ ፕሮፎርማ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንUNEPA መቐለ ሴፍ ሃዉስ ንፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክኝን ማተሪያል ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ትዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ
5 ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 15/11/2018 ዓ/ም - 17/11/2018 ዓ/ም ይኸውን::
8. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 17/11/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት
9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ አቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር
10. ተጫራታይ ብሳምፕል መሰረት ተዘይሰሪሕዎ አስተኻኺሉ ሰሪሑ ከረክብ ከምዘለዎ
11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ