Quha Hospital
⚡ AI Quick Summary
* ኩሓ ሆስፒታል ንግልጋሎቱ ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒታት (Nacl 0.9%, Adrenaline 0.1%, Timolol Maleate 0.5%) ብፕሮፎርማ ንምግዛእ ይደሊ።
* ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዕለት 23/10/2018 ዓ.ም ክሳብ 25/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 44 (ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር) ብምቕራብ ክውሰድ ይከኣል።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ቲን (TIN) ምዝገባ መረዳእታን ናይ መቕረባይነት ሰርቲፍኬትን ምስ ማህተምን ፊርማን ከቕርቡ ኣለዎም።
* ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914486195 ወይ 0914008094 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ተ.ቁዝርዝር ንብረትስፔስፍኬሽንመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብረሂ
ብርሳን
1Nacl 0.9% Iv with Giving Set of 1000 mlBAG100
2Adrenaline -0.1% in1ml amp-Inj of10PAC50
3Timolol Maleate- o.5%- Eye Drop of 5mlBT250

ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መድሓኒት ንምግዛእ ስለዝደለየ ካብ ዕለት 23/10/2018ዓ.ም ክሳብ

25/10/2018ዓ.ም ሰነድ ፕሮፈርማ ንክትወስዱ ንዕድም።

ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዝሮም ኣለዉ ።

1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዝተሓደሰ ።

2. ቲን ናምበር ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኸዕሉ።

3. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ትኸዕሉ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን 23/10/2018ዓ/ም ክሳብ 25/10/2018ዓ.ም 3:30 ስዓት ይኸፈት።

5. እቲ ፕሮፈርማ _ ኣብ ቁፅሪ 44 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኸም ንኽትወስዱ ንዕድም።

6. እቲ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ይሕሰብ

7. እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/ ምሕታት ይከኣል።