⚡ AI Quick Summary
* ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፕሪንተርን ፎቶኮፒን ቀለም (85A, 151A, 05A, 107A, C-EXV 42) ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይድሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን ቲን ሰርትፊኬትን ብፖስታ ዓሺጎም ከቕርቡ ይግባእ።
* ጨረታ ካብ ዕለት 23/10/2018 ዓ/ም እስከ 25/10/2018 ዓ/ም ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዝኣቱ ኮይኑ፣ ብዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይኸፈት።
* ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7 መዓልቲ ኮይኑ፣ ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ትእዛዝ ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሓፂር መዓልቲ ንብረት ከቕርብ ኣለዎ።

ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ/ም/
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅ/መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤::
ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን
3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ስፔስፍኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | መብረሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፕሪንተር ቀለም | 85A ኦርጅናል | 9 | |||
| 2 | ፕሪንተር ቀለም | 151 A ኦርጅናል | 5 | |||
| 3 | ፕሪንተር ቀለም | 05 A ኦርጅናል | 10 | |||
| 4 | ፕሪንተር ቀለም | 107 A ኦርጅናል | 5 | |||
| 5 | ፎቶኮፒ ቀለም | C-EXV 42 | 2 |
እንክተሎም መምርሒ
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 23/10/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 25/10/2018 ዓ/ም ተዓፅዩ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት3፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡
8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::