The Mekelle Chamber of Commerce and Sectorial Association
⚡ AI Quick Summary
• ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ሓደ (01) ፕሪንተር (HP Laser Jet P402/P403) ብፕሮፎርማ ዕደጋ ክገዝእ ይደሊ።
• ተጫረትቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን ናይ ቲን (TIN) ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ይልወኦም።
• ናይ ዋጋ መግለፂ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት መሊእካ ክሳብ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብቲ ቤት ምኽሪ ኣታዊ ይግበር።
• ጨረታ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተዓፅዩ፡ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።

ን2ይ ምልክታ ጨረታ ግዝኢት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ፕሪንተር(HP Laser Jet P402/P403) ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መምሊኢ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ

3. ጨረታ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።

ተ.ቁዝርዝርመዐቀኒበዝሒስፐሲፊኬሽንነፀላ ዋጋሓፈሻዊ ዋጋ
1ፕሪንተር(HP Laser Jer P402/P403ቑፅሪ01HP Laser Jet P402/P403