Mekelle Garment College
⚡ AI Quick Summary
* ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ናይ ህንፃ መሳርሒታት፣ ናይ ብረታብረት ኣቑሑትን ንገዛ መስርሒ ባሃርዛፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ከፋላይ ግብሪ መፍለይ ቁፅሪ (TIN)፣ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትን ሕጋዊ ማሕተምን ከቕርቡ ይግባእ።
* ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 19/10/2018 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ተወሲዱ፣ ብዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኽፈት።
* ተዓዋቲ ዝሰዓሮም ንብረታት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጓዓዝያን መረጋፍን ናብቲ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብር ዘለዎ ኮይኑ፣ እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

ዕለት 17/10/2018ዓ/ም

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ም/ር/ን /ፕ/01-12/2296/18

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ-01

ኮሌጅና-ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ፣ቀበሌ 18 ድሕሪ ሆቴል ኣብርሃ ካስትል ወይ ድሕሪ ፍፁም ብርሃን ዓይኒ ሕክምና ዝርከብ ትካል እዩ፡፡ እዚ ኮሌጅ እዚ ኣብ 2018ዓ/ም ካልኣይ መንፈቕ በጀት ዓመት ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውቲ ናይ ህንፃ መሳርሕ፣ ናይ ብረታብረት ኣቁሑትን ንገዛመስርሒ ባሃርዛፍን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መስፈርት መሰረት ገይርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብኣኽብሮት ፃውዒት የቕርብ።

1. በቲ ብፕሮፎርማ _ እነውዕኦ _ ዘለና ዓይነት ኣቕሓ ዓውደ ዘርፊ ንግዲ ዝተዋፈርኩም ኮይንኩም፤ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መፍለይ ቁፅሪ (TIN) ከፋላይ ግብሪ፣ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክተቕርቡ እትኽእሉ፣

2. ካብ ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ ዕለት 17/10/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/10/2018ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ሰነድ ፕሮፎርማ ክትወስዱ ነፍልጥ።ፕሮፎርማ ዕለት 19/10/2018 ዓ/ም ሕጋዊ ጨረታ ኮሚቴ ኣብ ዘለውሉ ብናይ ኢትዮጵያ ኣቆፃፅራ ሰዓት ልክዕ ሰዓት 4፡00 ይኽፈት።

3. ኣብ ሰነድ ፕሮፎርማኹም ስልጣን ዘለዎ ኣካል ሽምን ፊረማን ክዓርፎ ከምዝግባእ፣ንፁር ኣድራሽ ከስፍሩ ከምዘለዎምን ከምኡ እውን ኣብ ዝቐረቡ ሰነድ ፕሮፎርማን ካልኦት መረዳእታታትን ማሕተም ክዓርፎ ከምዘለዎን፣ ኣብ ቑፅሪ 1 ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታትን ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ምስ ሰነድ ፕሮፎርማ ተተሓሒዞም ክቐርቡ ከምዘለዎምን፣

4. ተጫራታይ/ተወዳዳራይ ዝሰዓሮም ንብረታት በቲ ዝወፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ መጓዝያን መረጋፍን ናብ ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣታዊ ዝገብር፣

5. ተጫራታይ/ተወዳዳራይ ዝሰዓሮም ንብረታት ብሰብ ሞያ/ብዝምልከቶም ኣካላት ናይቲ ኮሌጅ ተረጋጊፆም ክኣትዉ ይገብር።

6. እዚ ናይ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

7. ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፡፡

መዘኻኸሪ፡-

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ/ሞባይል ቁፅሪ /0914281708 ብምድዋል ክረኸቡና ይኽእሉ እዮም።

ዋጋ መምልኢ

ተ.ቁዓይነት ዝርዝር ንብረትመግለፂመዐቀኒ| በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ላሜራ 3ሜ ×1ሜበዓል 1ሚ.ሜ ቲክነስቁፅሪ08
2ንሓፁር ዝውዕል ብረት 50 ሚ.ሜ .50ሚ.ሜበዓል 1.5ሚ ሜ ቲክነስቁፅሪ08