Tigray Police Commission

መድሓኒት ብፕሮፎርማ - ጨረታ

ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ንሕክምና ኣገልግሎት ዝውዕል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ/መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም፡-

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።

3. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስቑፅሪ ክገልፁ ዝኸእሉ።

4. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ /3/ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሎም መጓዓዓዚ ከቕርቡ ዝኸእሉ።

5. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ፊርማ ሙልእ ሽምን ምስ ስልኪ ቁፅሪ ክገልፅ ዝኸእል ካብ ዕለት 12/10/2018 ዓ/ም ክሳብ 16/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ክ/ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 308 ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ብዝተዓሸገ ፖስታ ምእታው ይኸእሉ::

6. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 16/08/2018 ሳዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 308 ዝኸፈት ይኸውን

7. ኣብ ሕድ ሕድ ናይ ዋጋ መቕረቢ ፕሮፎርማ ዝተመለአ ዋጋ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንገት መዓልታታት ፀኒዑ ይፀንሕ

8. ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኽፋል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው ኮይኑ ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 308 ጥራሕ ይረኸቡ።

ተ/ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሐደ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርሳንብርሳን
1Atrovastaine20mg tab of 100Bottell20
2Augmentin 312.5mg SyrupBottell50
3Augmentin1 56.5 mg SyrupPK50
4Amitriptyline 25mg tab of 100PK02
5Einalapril 5mg of 100PK10
6Hydrochlorothizide/HCT/25m g tabof100PK30
7Ceftraxon 500 mg injectionVial100
8Diclofenac 50mg tab of100PK30
9Dexamethasoneye dropVial50
10Glucose 40% injectionVial100
11Indomethacin 25mg capof 100PK10
12Ibuprofine 400mg tabof 100PK20
13Multi-Vitamin SyrupBottell20
14Multi-Vitamin Syrup tabPK10
15Metrondazol 125mg SyrupBottell20
16Sodium Chlorid 1000 mlbag60
17S/Glove 7.5 cm of 50box10
18Carbamezapine 200 mg of 100PK05
19Sitagliptin/Metformine 50 mg/1000mgtab of 100PK05
20Prinatal tab of 100PK05
21Slamonella typhi stools Ag testing of 40box05
22H-pyloric Stool Ag testing Cassette of 25box05
23Anti A.B & D Reagents eachkitt01