Tigray Womans Bureau
⚡ AI Quick Summary
* ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት (ቦርሳ፣ ኣጀንዳ፣ ፍለሽ ሚሞሪ፣ ናይ ኮምፒዩተር ወረቐት፣ ናይ ፕሪንተር ቀለም ወዘተ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ዘበኑ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት፣ TIN መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን ኣብቲ ዝምልከቶ ዘርፊ ጥራሕ ዝተሰማሩን ክኾኑ ኣለዎም።
* ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ መቕረቢ ፖስታ ካብ ዕለት 11/10/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ዝኣቱ ኮይኑ፡ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት።
* ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸውን ዝገብረሉ ኮይኑ፡ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል።

ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 01

ቁፅሪ ጉደ/ 589/11 /18 

ዕለት 11/10/2018ዓ/ም

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R4-CACE ካብ ባንኪ አለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ባጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም

ተ.ቁዓይነት ኣቕሑዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒንሓደ ዋጋጠቅ/ዋጋ
ብርብር
1ቦርሳ ብሳፕል መሰረትኦርጅናል ካትቁፅሪ01
2ኣጀንዳኦርጅናል ናይ ወፃኢ 2026ቁፅሪ10
3ፍለሽ ሚሞሪኦርጅናል 64 GBቁፅሪ10
4ናይ ኮፒዩተር ወረቀት 80 ግደስጣ ባዓል500ሽት A4ደስጣ20
5እስክርቢቶ ኦፊስ ሊንክኦርጅናልባኮ10
6ናይ ፕሪንር ቀለምኦርጅናኤል 151ቁፅሪ08
7ስቴፕለር አብይኦርጅናልቁፅሪ02
8ስቴፕለር ማእኸላይኦርጅናልቁፅሪ05
9ማርከርፐርማነት ኦርጅናልባኮ10
10ፕላስተርሻራ ኦርጅናልቁፅሪ10
11ፕላስተር ፕላስቲክናይ ካርቶን መኦሸጊ ብጫቁፅሪ05
12ኡሁኦርጅናልቁፅሪ100
13ናይ እርሳስ መደምሰስእቲ ዝሓሸቁፅሪ10
14እስክርቢቶ ኦፊስ ሊንክኦርጅናልባኮ01
15ቦርሳ ብሳንፕል መሰረትኦርጅናል ተሓዛሊ ናይ ላፕቶፕቁፅሪ04
16ማስመሪያባዓል 50cmቁፅሪ05
17ካልኩሌተርDJ120DPLUSቁፅሪ01
18Pointer ናይ ስልጠናኦርጅናልቁፅሪ01
19ድቫይደርባዓል8 ፕላግ ዘኣቲናይ ኤሌክትሪክቁፅሪ01
20ኬንት ብዓል ብረትኦርጅናልቁፅሪ50
21ማስታወሻ ናይ ዉሽጢ ቢሮ መፃሓሓፊተለጣፊ ብሕብሩ ማእኸላይቁፅሪ10
22ሊድ ምስ እርሳሱ0.7 ኦርጅናልቁፅሪ10
23ካኪ ፖስታማእኸላይ ኦርጅናልዝተአሸገ /ደስጠ/05
24ክላሰር 250 ግራምኦርጅናልቁፅሪ50
25ፕሪንተር ቀለም35 Aቁፅሪ08
26ፕሪንተር ቀለም106 Aቁፅሪ05
መተሓሳሰቢ

• ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፊኬት ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ቲን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

• ናይ መቅረባይ ሽምን ኣድራሻን ክፀሓፍ ይግባእ

• ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/10/18 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/10/2018ዓ/ም

• ብተመሳሳሊ ዕለት 15/11/2018 ዓ/ም 9፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

• ሕድሕድ መረዳእታታት ናይ ንግዲ ፍቃድ ዝምልከት ንናይ ባእሉ ፎቶ ኮፒ ንፁር ሒዙ ክቀርብ አለዎ

• ሕድሕድ ተወዳደርቲ ኣብ ዘርፉ ይወዳደር ብተወሳኺ ድማ ዝተማልኣ መረዳእታ ክቅርበሉ አለዎ

• ኣብ ሕድሕድ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ተሓሊዩዎ ተቀባልነት የብሉን

• ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ

• ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ 'ዩ። ቢሮና ኣብቲ ቀሪቡ ዘሎ በዝሒ ምዉሳኽ ይኹን ምቅናስ ይከኣል እዩ።

• ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል ብተወሳኸዉን ዝወዳደር ተወዳዳራይ አብዘርፉ ጥራሕ ይወዳደር።

• ሽምን ፊርማን መቅረባይ