ቤት ፅሕፈት ምሕዳርን አጠቃቅማ መሬት ካደስተርን ከተማ እንትጮ

1 ብምካኑ ክጫረት ዝደሊ ዝኮነ ሰብ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 8/10/2018 ዓም ክሳብ 19/10/2018 ዓም ናቲ ቦታ ዝርዝር መረዳእታ ናየ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 2000 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብቁፅሪ አጠቃቅማን ምሕደራን ከዳሰተርን ከተማ እንትጮ 9493/18 ብዕለት 24/9/2018 ዓም ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ግብሪ አከብቲ ብስራሕ ሰዓት ምግዛእ ዝከኣል ምካኑ ነፍልጥ

2 ሰነድ ጨረታ መእተዊ እዋን 8/10/2018 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 19/10/2018 ዓም ሰዓት 11:00 ጥራሕ ይከዉን

3 እቲ ጨረታ 19/10/2018 ዓም ሰዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

4 መሸጣ ሰነድ ጨረታ ዝዕፀዉ 19/10/2019 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:00 ይከዉን

5 ነዚ ቦታ ክሪኢ ዝደሊ ተጫረቲ በቲ ትካል ምልከታ መጠቂ ሴሌዳ ብዝገልፅ መርሃ ግብሪ መሰረት እነርኢ ንከዉን

6 ጨረታ ዝከፈተሉ 22/10/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ንጉሆ ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ምሕዳራ አጠቃቅማን ከተማ መሬትን ካዳሰተርን ከተማ እንትጮ ይክፈት ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን

7 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መከበሪ ጨረታ ስፒኦ 20 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ሊዝ ዋጋ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ብሽም ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ኣትሒዝኩም ክተቀርቡ ይግባእ

8 ሕድሕድ ተወዳዳሪ ዋና ስፒኦን ናይ ተጫረቲ ዝተሐደሰ መለለይ መንነት ቅዳሕ ምስዝዓደገዎ ሰነድ ጨረታ በሓባር ናብ ፖስታ ብምእታዉ ናብ ሳነዱቅ ጨረታ የእትዉ

9 ሕጋዊ ተወከልቲ ናይ ወከልቲ ዝተሐደሰ መለለይ መንነት ቅዳሕ ወይ እዉን ፓስፖርት መስ ሰነድ ጨረታ ከተሓዝ አለዎም

10 ናይ ተወካሊ መለለይ መንነት ወይ እዉን ፓስፖርት መስ ሰነድ ጨረታ ዘተሓሓዘ ካብ ጨረታ ይስረዝ

11 ዝኮነ ተጫራታይ ዝተሐደሰ መለለይ መንነት ቅዳሕ ወይ እዉን ፓስፖርት ዝተወለደሉ ዕለት ዓምን ዝገልፅ ቅዳሕ መለለይ መንነት ምስሰነድ ጨረታ ከተሓሐዝ አለዎ

12 መተሓሳሰቢ ዝኮነ ተጫራታይ ይሃልዉ ኣይሃለዉ ሰነድ ጨረታ ዝክፈት ይከዉን

13 እዚ ቤት ፅሕፈተ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ም