Tigray Presidency Office

ቑፅሪዕክንም/20/2-3/1/01

ዕስት 8/10/2018 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቑ/ፕሮ- 56

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ቲን ናምበር ንቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 08/010/2018 ዓ.ምሰዓትክሳብ 10/10/2018 ዓ/ም ሰዓት11፡30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ _ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2018ዓ/ም ስዓት 2፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውንኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውሽጢ 3/ሰለስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርክብዝ ክአል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ ሳዓራይ ምስ ተባሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ትካል ኣብዚቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓልትታ ጥራሕ ይኸውን

7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤትፅሕፈት ጊ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 መፅእኩም ውሰዱ

8. ቤትፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ፣ምውሳኽ ከምኡውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ይካአል

ዋጋ መምልኢ ስፔር

ተ/ቑዓይነት ግልጋሎትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1Pad kit rear04466-60080set01
2Shock absorber front48511-69676PCS02
3Shock absorber rear48531-69865PCS02
4Pad kit front04465-60370set01
5Fr-shock absorber9820325780PCS01
6Pad kit04465-60120set01
7Fr shock absorber9820325880PCS01

ምስ ሰላምታ