Tigray Revenue Development Authority
⚡ AI Quick Summary
* ተጫረቲ ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ መለለዪ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ (TIN)፣ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ፣ ዝተመዝገብሉ VAT ከምኡ እውን ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓ.ም VAT ዘከፈልሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ናይ መክበሪ ጨረታ 7,000 ብር ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ይግባእ።
* ሰነድ ጨረታ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክሳብ 22/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 5:00 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ዝኣቱ ኮይኑ፣ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት።
* ነፍሲ ወከፍ ዝመልእ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ዝሓወሰ ክኸውን ዘለዎ ኮይኑ፣ ዝሰዓረ ተጫራቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን መራገፍን ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ።


1 ተጫረቲ ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግድን ዘለዎም ዘሐደሱን ክኮኑ ይግባእ

2 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ : መለለይ ከፈላይነት ግብሪ ዝተመዝገቡ: ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን : ናይ ወርሒ መጋቢት 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 7000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዝ ይግባእ

4 ን ዝተዳለወ ናይ ተጫረታ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ክሳብ 22/10/2018 ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 22/10/2018 ዓም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ 22/10/2018 ዓም ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት

6 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ተጫረቲ ሕድሕድ ዝምላ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝሐወሰ ክክዉን አለዎ

8 ኣብ ዝቀረብ ሰነድ ነፍሰ ወከፍ ክቢ ማሕተም ፊርማን ክግበረሉ አለዎ

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርትን መራገፍን ከቅርቡ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344401875