Tanqa Abergele Planning and Finance Office
⚡ AI Quick Summary
• ጨረታ ካብ 26/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 10/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፣ በቲ ዕለት (10/10/2018 ዓ/ም) ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት።
• ቦታ ጨረታ፡ ኣብ ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንሰን፣ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ቀዳማይ ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 28 እዩ።
• ተወዳደርቲ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ዝክእሉ ኮይኖም፣ መከበሪ ጨረታ 10,000 ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከተሕዙ ይግባእ።
• ሰዓራይ ዝተበህለ ተወዳዳሪ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልትታት ንብረት ከልዕል ዘለዎ ኮይኑ፣ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0963509643 ምድዋል ይካኣል።

1እቲ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 26/9/2018 ዓም ሰ’ት 4:00 ክሳብ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4:30

3 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ወረዳ አበርገለ የጭላ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንሰን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ኣብ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 28 እዩ

4 አብዚ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ድለየትን ኣፍልጦን ዘለዎም ዜጋታት ክፉት ምካኑ ንሕብር

5 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ዘይምለስ 200 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድግ ይክእል

6 ኣብዚ ጨረታ ንምስታፋ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ በባነኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ሰዓራይ ተረጋጊፁ ዉዕሊ ካብ ዝአሰር ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ከልዕል አለዎ

9 እዚ ጨረታ ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብመምርሒ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቁፅሪ 9/2010 ዝእዝዝዎ መሰረት ተፈፃሚ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0963509643