Mekelle town municipality

ምልክታ ፕሮፎርማ

አብ ዋና ቤት መጋጃ ከተማ መቐለ : ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት - ከይዲ ስራሕ ምዝገባን ካዳስተርንቅየሳን መሬት ኣብ ክ/ ከተማ ዓዲ ሓቅን /70 ካሬ ስራሕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓደ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

ተ.ቁዓይነት ግልጋሎትዝርዝር መግለፂ/part numberበዝናይ ሓደ ማዓልቲ ነ/ዋጋጠ/ዋጋ
1ናይ ሚኒባስ መኪና ክራይ❖ በዓል 14 ወንበር ዝኮነት ኣብ መዓልቲ 11 00 ሰዓትትሰርሕ ንስራሕ ግልጋሎት ኣብ በዓላት ቀዳምን ሰንበትን ወፃኢ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ክትሰርሕ ነዳዲ ካብ ባዕሎም
❖ ንሓደ ወርሒ ማለትን እውን ሰነ ወርሒ ጥራሕ ትፀንሕ
❖ ናይ ነዳድን ሽፈርን ካልኦት ወፃእታትን ብባዓል ዋና ዝሽፈን
❖ እንተተበላሽያ ሽዑንሽዑ ከምኣ ዝበለት መኪና ዝትክእ
❖ ክፍሊት አብ መወዳእታ ወርሒ ዝክፈል
❖ ሒሳብ ዝኸፈሎ ብዝሰርሖ መዓልቲ በዝሒ ተራቢሑ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ይከዉን ። ዉዕሊ ካብ ዝተአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ፀኒዑ ይፀንሕ
❖ ክፍሊት ዝምልከት ናይ ዝሰርሐሉ መዓልቲ ተደሚሩ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ 2018ዓ/ምዝኸፈል ይክውን ፡
1

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (Tin Number) ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ቅድሚ ምምላኦም ኣብ መኽዘኖም ምህላዉ ከረጋግፁ ኣለዎም።

4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮና ኣታዊይገብሩ።

5. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/10/2008 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ

ይኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/10/2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ 3 ደብሪ ይኽፈት፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

9. ተወዳደርቲ መሊኦም ዘቕረብዎ ፕሮፎርማ ብመምርሒ ዕደጋ 255 /2007 መሰረት ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።