Fre Semaetat Hospital Hawzen

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ 1

ዕለት27/09/2018ዓ/ም

ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ካብ ናይ 2018 ዓም ወኣታዊ/ CBE / በጀት መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ:: ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ዝርዝር ረቑሓታት እተማልኡ ሕጋውያን መቅረብቲ ግልጋሎት (ተጫረቲ) ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ናይ ተጫረትቲ መምርሒ

❖ ተጫረቲ ናይ እትወዳደርሊ ዘርፊ ንግዲ ኣብ ፖሰታኩም ውሽጢ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓዳስ ንግዲ ሰራሕ ፍቓድኩምን ፤ መቅረባያይነትን ካርዲ ኮፒ ክተታሓሕዙ ግድን'ዩ፡፡

❖ ተጫረቲ ናይ ግብሪ ከፈላያይነት መሰለይ ካርዲ ወይ ቲን ናምበር ቁፅሪ ብተወሳኪ ድማ ናይ ቫት ተመዝገብቲ መረዳእታ ኮፒ ክተታሓሕዙ ግድን'ዩ።

ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽም ፣ፌርማ፣ ኣድራሻ፣ ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድሕድ ንዕ ሰነድ ጨረታ ክግበሮ ኣለዎ፡

❖ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ካብዚ ሰነድ ጨረታ ኣብ ካሊእ ሰነድ መሊኢካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን፡፡

❖ ቫት ኣብ ሕድ ሕድ ማተርያል ናይ ቫት ዋጋ ሓዊሱ ብጥንቃቐ ትክክለኛ መቅረቢ ነፀላ ዋጋ ከቀምጥ ኣለዎም።

❖ ተጫረቲ ኩሎም ናይ ቫት /value added tax/ ናይ ቀረባ ግዜ ናይ ሜዝያ 2013 ዓ/ም ድክለር Declaration/ ዝገበርሉ መረዳእታ ዘቅርቡ ወይም ብፌደራል ኤጀንሲ ዕደጋ ምምሃር ንብረትን ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝበሉ መረዳእታ ዘቅርብ :

ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና /መኽበሪ ጨረታ/ብር 4000.00 (ኣርባዕተ ሽሕ ብር ጥራሕ) ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዚዚ ክፍሊት ቼክ ፤ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዲትክትሕዙ ይግባእ፡፡

❖ ጨረታ ሰነድ ካብ ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን/ ዘይምለስ ብር 100 (ሚኢቲ ብር) ጥራሕ እናከፈሉ ይወስድ

❖ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 27/09/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 11/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ክወስዱ ይኽእሉ።

❖ እቲ ጨረታ ዕለት 11/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ረፋድ ተዓፅዩ/ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት 11/10/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ እዋን ይኽፈት

❖ ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ ወዕኢት ኣብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ዘለዉ ሰለስተ ናይ ስራሕ ማዓልቲ ትራ' እንተሃልይዎም ንላዕለዋይ ሓላፊ ናይ ቤት ፅሕፈት ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ምቅራብ ይኽኣል።

❖ ኣብቲ ጨረታ ዘየሸንፉ ነጋዶ እቲ ዘሸነፈ ነጋዳይ ንብረት ንከቅርብ ውዕሊ ምስ ኣሰረ ሽዑ ንሽዑ ዘትሓዝዎ ቢድቦንዶም (መክበሪ ጨረታ)ይምለሰሎም ፣

❖ ከይዲ ጨረታ ብዘይ ኣግባብ ንምዝባዕ፣ ምጭብርባር ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ኣብ ዝኾነ ጨረታ ከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝኸይድን ካልኦት ስጉምቲ ክውሰዶ ምዃኑ ክፈልጡ ይግበኦም፤

❖ ሰዓርቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ኣታዊ ዝኸውን ብሰብ ሞያታት ተፈቲሹ ምስተረጋገፀ ብስሩዕ ናብ ትካልና ኣታዊ ምስገበሩ ክፍሊት ብትካልና ይፍፀም፡፡

❖ እቲ ዝቐርብ መድሓኒት ኩሉ ግልጋሎት ዘመኑ ልዕሊ 6 ወርሒ ክከዉን ኣለዎ

❖ ተጫረቲ ፣ዘሸነፍዎ መድሓኒት ውዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ትካልና መጓዓዓዚ ብሰብ ሞያ ዕሬት ተረጋጊፁ ናብ ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ከረክቡ ዝኽእሉ፣

❖ ሰዓራይ ዘቅርቦ መድሓኒት ግልጋሎት ዘመኑ ልዕሊ 6 ወርሒ ምዃኖም ክፍልጥ ኣለዎ፣፣ብተዋሳኢ ሓደ ዓይነት መድሓኒት ማዕረ ዋጋ ኣብ ዝመልኡ ተጫረቲ ብማዕረ መጠንን ብዕፃን ንከቅርቡ ጨረታ ኮሚቴ ይፈሊ፡

❖ ተወዳደርቲ ንዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ንበይኑ ፎቶ ኮፒ ንበይነ ኣብ ክልተ ፖስታ ተዓሽጉ ክቀርብ አለዎ!!

ተጫረቲ ኣብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ዘይበርሀሎም መብርሂ ክሓቱ ወይ መማሓየሺሓሳብ ከቕርቡ ዝኽእሉ ብፅሑፍ ኮይኑ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ዘሎ 5ተ ማዓልታት እዩ።

❖ ጨረታ ምስተኸፈተ ተጫረቲ ኣብ ዘቕረብዎ መወዳደሪ ሓሳብ ለውጢ ወይ ምምሕያሽ ምግባርን ካብቲ ጨረታ ንነብሶም ምግላልን ብፍፁም ኣይኽእሉን፣

❖ እቲ ጨረታ ምስ ተኸፈተ ትካልና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት ኣብ ሕድሕድ መጠን ክሳብ 20% ክውሰኽ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ

❖ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ናይ መቅረባይ

ስም፡

ዕለት ፡-------------

ስ.ቁ

ፊርማ፡-

ሓበሬታ፡- ብስልኪ ቁፅሪ 0914093115/0901290441/0945922024

ልብ ፣ ሰነድ ብምክንያት ትራንስፖርት ካብ ከተማ መቐለ በቲ ኣብ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ ስልኪ ቁፅሪ ብምድዋል ካብ ከተማ መቐለ ዉሳድ ይከኣል እዩ /ቀዳም 29/09/2018 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ናብ 0945922024 ብምድዋል ምወሳድ ይከኣል

ሰነድ ጨረታ መድሓኒት

ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ 01

መፍለይ ቁፅሪ 295/08-08/2018 ዓ/ም

መድሓኒት ብግለፂ ጨረታ ንምዕዳን ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ኣብ 2018 በጀት ዓመት

 ናይ መቅረባይ ስም፡ ፊርማ፡ ስ.ቁ. ንተ ሓያ * ንተወሳኪ ሓበሬታ፡- ብስልኪ ቁፅሪ 0914093115/0901290441/ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ዕለት ፡ ሆስፒታል
Item IDMaterial DescriptionBase UnitRequested QtyUnit priceTotal priceExpire dateRemark
1.Amoxicillin 125ml/5ml-Oral Sups Of 100mlBi200
2.Amox Clay 156.2.img Fil Co Tab Of 2'10Pac150
3.Amilopdipen5mg Tab10'10Pac70
4.Carbamazepine 200mg Tab 10 10Pac100
5.Cefixime 400g Tab 7*2Pac50
6.Cefixim 100mg/5ml PawderVial50
7.Cephalexin 250mg/5mloral Susp Of 100mlPac50
8.Cimetidine 200mg/2ml Inj Of 10*10Pac100
9loxacillin 125mg/5ml Oral Sup Of 100mlPac100
10.Dexamethason0.10%Eye/Ear DropBt100
11.Dextrose 40%In 20mliv Of 50Pac100
12.D/W5% Iv With Giving Set 1000 MIPac100
13.DNS (5% 0.9%) Iv With Giving Set Of 1000mlPac200
14.Diclofenac Sodium 50mg Tablet 10*10Pac100
15.Enalapril Maleate 5 Mg Tablet 10*10Pac100
16.Gentamycm 0.3% Eye Drop Of 10mlBt100
17.Haloperidol 5 Mg. Tab. 10'10Pac50
18.Hydrochlorothiazide 25 Mg Of10*10Pac100
19.Ibuprofen 40 Mg Tab 10" 10Pac100
20.Indomethacin 25 Mg Ta 10*10Pac100
21.Omeprazole 4mg/Ml In 10ml Inj With DilutePac500
22.Pantoprazole 40 Mg Coated Tab 10*10Pac10
23.Penicillin G Benzanth, 2.4 MIU Inj Of 100Pac1:
24.Propranolol 40mg Ta Of 10 10Pac10
25.Micro Pipette Tip 200-1000ul Of 1000Pac2
26.H. Pylori Ag Test Cassette Of 50 TestPac5
27.Cat Gut Gauge 3.5 (2/0) 75 Cm On 27mm1/2CRBDz100
28.Folly Catheter 18 3 wayEA400
29.Folly Catheter 16 2 wayEA400
30.Endotracheal Tub Sterile Cuffed 4 CHEA10
31.Endotracheal Tub Sterile Cuffed 5CHEA10
32.Glove Surgical Powder Free 7.5 Of 50pairPac250
33.Mersilk Gauge 3.0(2/0)75 Cm On 33-cuttingDZ30
34.Mersilk Gauge 5.0 (2)75 Cm On 58 Mm 1⁄2 roundDZ20
35.Plaster Of Paris (P.O.P)15cm*3m O1 12Pac20
36.Diloxinemide 500mg Tab Of 100Pk100
37.Hydrocortisone Sodium 50mg /MI In 2 MI Iv IngFach300
38.Total Bilirubin 250 mlbt03
39.Prober Cleancer 10 Be Mind Ray or BC 30sPes10
40.Diluent 10BC mind RAY or BC 30 spss10
41.Thermal Paper 10BC Mind Ray or BC 30 sPes10
42.Lyse 10BC Mid Ray 500ml or BC 30 sBT10
43.ESR Motion With Test TubeEach20
44.Cat Gut NO (1) RoundDZ20
45.Cat Gut (2/0) roundDZ100
46.PGA Gauge 2.0 (3/0) 75 Cm/26 1/2CC NeedleDZ100
47.PGA Gauge 4.0 (1) 75 Cm ON 45 MM /2 CRBDZ100
48.Surgical Scalpel Blade No 24 Of 100PSPac50
49.Urine Bag PVC Latex Product 2000mlEach500
50.RPR Test Cassette Of 100 TestPac10
51.Vitamin K 0.5 Mg IM Injection Of 100Pac3
52.Frusemide 10mg /MI In 2ml Amp Inj Of 100Pac10
53.NACL 0.9% Iv With Giving Set Of 1000 MIBag1500
55.Metronidazole 250mg Cap 100*10Pac20
54Paracetamol 125mg Suppository Of 100Pac10
56.TAT 1500 IU/0.75ml In 2ml AMP INJ OF 20Pac50
57.Tinidazole 500mg Tab 60*4Pac10
58.Vancomycine 1 Gm. Inj Of VialVial300
59.Vecuronium Bromide 10 Mg Powder InjEach100
60.VIT B Complex Prep In 2 Ml Inj Of 10*10Pac2
61.Tramadole HCL 50mg Cap 10'10Pac100
62.Cat Gut Gauge 3.0 (3/0) 75cm On 25 Mm 1⁄2 CRBDz10
63.Syringe Disposable 5 MI WzNdl 21 G Of 100Pac40
64.Adrenaline 0.1 % In Iml Amp Inj Of 10Pac20
65.Ceftazidm IG Inj With DiluentPac200
66.Dexamethasone 4 Mg /Lml In 2 MI Inj Of 5Pac100
67.Tetracycline 1% Eye Ointment Of 4 MgTub300
68.Anti A B And D Monoclonal Ab Of 3'10mlPac20
69.Adhesive Plaster Zinc Oxide 7.5cm 10mEach300
70.Cat Gut Gauge 2.0(4/0) 75cmon 15 Mm 1⁄2 CRBf 50Dz
71.Syringe Disposable 20 MI WzNdl 21 Gf 50Dz
72.Syringe Disposable 50 MI WzNdl 21 G Of 25Pac10
73Cetirizine 5 Mg Tab 10*10Pac10
74.Microscope Cover Slide 22*22 Of 100Pac15