⚡ AI Quick Summary
• ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት (ጎማ ስፔር)፣ ቅብኣትን ዘይትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
• ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ፣ ቲን ናምበርን ናይ ቫት (VAT) ምዝገባን ክህልዎም ይግባእ።
• ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ህንፃ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ክፍሊ ቑፅሪ 3-19 ዘይምለስ 200.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ይክኣል።
• ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድን ምእታውን ክሳብ ዕለት 07/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዝፀንሕ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344406451 ምድዋል ይክኣል።

ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቑሑት/ጎማ ስፔርን ቅብኣትን ዘይትን/ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንገዲ ዘርፍኹም መሰረት
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ /VAT/ቫት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም እዚ ገልፂ ጨዓረታ ካብ ዝተጋወሐሱ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ክሳብ ዕለት 07/10/2018 ዓ/ም ስዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ገዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ህንፃ ክፍሊ ቑፅሪ 3-19 ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳ ዘደምስስ ብር 200.00/ክልተ ሚኢቲ ብር/ከፌስኩም ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ክትጫረቱ ንዕድም፡፡
ንፍሉይ ሓበረታ
ስ.ቁ--0344406451