⚡ AI Quick Summary
* ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ እምኒ ፋሓም መቕረቢ ፍቓድ ንግዲ፣ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ብተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ዝተመዝገቡን ክኾኑ ይግባእ።
* ብወርሒ እንተወሓደ 2,000 ቶን እምኒ ፋሓም ናይ ምቕራብ ዓቕሚ ዘለዎምን ናይ ውዕሊ ስምምዕ ተቐቢሎም ዝሰርሑን ክኾኑ ኣለዎም።
* ሰነድ ጨረታ ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ዋና ቢሮ (መቐለ) 1,000 ቅርሺ ብምክፋል ብኣካል ምውሳድ ይከኣል።
* ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344405826 ወይም 0912502596 ምድዋል ይከኣል።

1 ሰነድ ጨረታ ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ መቐለ ዋና ቢሮ ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ከምትክእሉ ንገልፅ
2 ኣበዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካል ናይ ዉሽጢ ዓዲ እምኒ ፋሓም መቅረብቲ ምካኖም ዝገልፅ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
3 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
4 ብወርሒ እንተናአሰ 2000 ቶን እምኒ ፋሓም ናይ ምቅራብ ዓቅሚ ዘለዎም
5 ነዚ ስራሕ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰምምዕ ዉዕሊ ተቀቢሎም ክሰርሑ ዝክእሉ
6 ሰነድ ጨረታ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምግዛእ ይከኣል
7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344405826 0912502596