Messebo Cement Factory

1 ሰነድ ጨረታ ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ መቐለ ዋና ቢሮ ብኣካል ብምምፃእ ምዉሳድ ከምትክእሉ ንገልፅ

2 ኣበዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካል ናይ ዉሽጢ ዓዲ እምኒ ፋሓም መቅረብቲ ምካኖም ዝገልፅ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

3 ናይ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ብወርሒ እንተናአሰ 2000 ቶን እምኒ ፋሓም ናይ ምቅራብ ዓቅሚ ዘለዎም

5 ነዚ ስራሕ ተባሂሉ ዝተዳለወ ሰምምዕ ዉዕሊ ተቀቢሎም ክሰርሑ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ምግዛእ ይከኣል

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344405826 0912502596