Korem Planning and Finance Office
⚡ AI Quick Summary
* ዝኾነ ውልቀሰብ ወይ ትካል ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ 26/09/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ክወስድ ይኽእል።
* ተጫረቲ ናይ ጨረታ መተሓዛሒ 50,000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ CPO ከትሕዙ ኣለዎም።
* ብሽምዒ ዝተዓሸገ ሰነድ ጨረታ ክሳብ 10/10/2018 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ዝኣቱ ኮይኑ፣ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት።
* ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኸውን ዝግበኦ ኮይኑ፣ ስዓራይ ዝተዓወተሉ ንብረት ክፍሊት ፈፂሙ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕል ኣለዎ (ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0928086584)።

1 ዝኮነ ይኩን ዉልቀ ሰብ ወይድማ ዉልቀ ትካል ኣብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእል ኮይኑ

2 ብኣካል መፀእኩም ብምርኣይ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ብግልፂን ንፁር ዋጋን ብምምላእ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ካብ 26/9/2018 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

3 በቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ኮረም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ክሳብ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 330 ከእትዉ ትክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም እናመፃእኩም ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈለኩም ክትወስዱ ትክእሉ

5 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዘይመልስ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ስፒኦ 50000 ከትሕዙ አለኩም

6 እቲ ጨረታ ዝከያደሉ 10/10/2018 ዓም ሰዓት 4፡00 ሕጋዊ ተጫረቲ ወይድማ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይከፈት

7 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ነቲ ዝሰዓሮ ኣቅሓ ጠቅለላ ዋጋ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ምሰገበረ እቲ ኣቅሓ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ

ከልዕል አለዎ

8 እቲ ጨረታ ከዛብዕ ዝፈተነ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይገበር

9 ነቲ ዝምላእ ዋጋ ዝኮነ ይኩን ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0928086584