⚡ AI Quick Summary
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ ናይ መቕረባይነት መረጋገፂ፣ መፍለዪ ቑፅሪ (TIN) ዘለዎምን እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከቕርቡ ዝኽእሉን ክኾኑ ኣለዎም።
* እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/09/2018 ዓ/ም ክሳብ 01/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡20 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይኽፈት።
* ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ 1 ኣብ 1ይ ፎቕ ዝርከብ ኮይኑ፣ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03-42-40-01-58 ምጥቃም ይከኣል።
ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ፓርቲ ናምበር | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| ኮብራ 105 | |||||||||
| 1 | Meter Assy Combination | 83800-E6241 | set | 01 | |||||
| 2 | ኤክስፖ ባትሪ | 70 ኣምፒር | ቐፅሪ | 01 | |||||
| 3 | ዘይቲ ሞትር | በዓል 5 | ጋሎን | 03 | |||||
| 4 | ፊውል ፊልተር | ቐፅሪ | 02 | ||||||
| 5 | ዘይቲ መሪ | ቐፅሪ | 04 | ||||||
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ፣ መቅረባይነትን መፍለዪ ቑፅርን /IIN No /ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ።
➢ እዚ ፕሮፎማ እዙይ ካብ ዕለት 27/09/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 01/10/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 01/10/2018 ሰዓት 3:20 ተዓፅዩ ሰዓት3:30 ድማ ይኽፈት።
➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ንምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።
➢ እቲ ንብረት /ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት እስፐሲፊክሽን ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ 'ዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-58 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።
ምስ ሰላምታ