Tigray Revenue Development Authority

ዕለት 27/09/2018

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 18

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ መቕረቢ 

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕልናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 27/09/2018 ክሳብ ዕለት 29/09/2018ኣብ ዘሎ ስዓት

4፡30 ቅድም ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን

ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1Laser Jet pro4003 dn ናይ ፕሪተር ቀለም151Aብቁፅሪ03
2ፍሌሽ ሚሞሪ (San Diisk)64 GBብቁፅሪ01
3ፍሌሽ ሚሞሪ (San Disk)32 GBብቁፅሪ02
4ፍሌሽ ሚሞሪ (San Disk)16 GB05

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5

ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875